ናይ ኣምላኽ መንበረ ታቦት
Lyrics
ናይ ኣምላኽ መንበረ ታቦት ፡ ብእግዚኣብሔር ሕርይቲ ብስራት
ናይ ሰማይን ምድርን ንግስቲ ፡ ሰላመይ ኣቕርበልኪ
ኦ ኣማላዲት ንሽግረይ ፡ ተጽልል ተኽሊ ናይ ሕይወተይ
ንልመናይን ጸሎተይን ፡ ናብ ጎይታ ኣብጽሕለይ
ወሃቢት ኩሉ ሰላመይ ፡
ኣቕራቢት ናብ ጎይታ ጸገመይ
ወሃቢት ኩሉ ሰላመይ ፡
ኣቕራቢት ናብ ጎይታ ጸገመይ
ንልመናይን ጸሎተይን ናብ ጎይታ ኣብጽሕለይ
ንልመናይን ጸሎተይን ናብ ጎይታ ኣብጽሕለይ
ሓጢኣተይ ዝሰትረላ ፡ ማርያመይ ዘይትነጽፍ ዒላ
ጽድቂ ሕይወት እትዕድል ፡ ሰላም ኣፈልፊላ
ከም ጸሓይ ብሩህ'ዩ ድምቀታ ፡ እዛ ዳግማዊት ሰማይ
ማርያመይ ዑንቂ ባሕሪ ፡ ኣዲኡ ንኣዶናይ
ዘይትነድድ ዘይትውዳእ ፡
ቆጥቃጥ ተኽሊ ሕይዋት ተጽልል
ዘይትነድድ ዘይትውዳእ ፡
ቆጥቃጥ ተኽሊ ሕይዋት ተጽልል
ፍሉይ ውህበት ጸጋታታ ፡ ማርያመይ ኣደ ጎይታ
ፍሉይ ውህበት ጸጋታታ ፡ ማርያመይ ኣደ ጎይታ
መትንታት ልበይ ተመጊቡ ፡ ምስትንፋስ ድሕነት ተዋሂቡ
ተኻፊለ በረኸት ጸጋኺ ፡ ናይ ምሕረት ኣደ ክሰምየኪ
ዝተራሕወ ማዕጾ ኺዳንኪ ፡ ምሕረት ኣምላኽ ዝመልኦ
ዕብየት ናይ ልዕልናኺ ፡ ክነግር ንኣህዛብ ከረድኦም
ዒላ ናይ ቅድስና፡
ዝተራሕወ ናይ ምሕረት ኪዳና
ዒላ ናይ ቅድስና፡
ዝተራሕወ ናይ ምሕረት ኪዳና
ናባኺ እምሕጸን ቀሲነ ፡ ከም እተማልድለይ ኣሚና
ናባኺ እምሕጸን ቀሲነ ፡ ከም እተማልድለይ ኣሚና
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ናይ ኣምላኽ መንበረ ታቦት
Nay amlak menbere tabot
VERSE 1
ናይ ኣምላኽ መንበረ ታቦት ፡ ብእግዚኣብሔር ሕርይቲ ብስራት
ናይ ሰማይን ምድርን ንግስቲ ፡ ሰላመይ ኣቕርበልኪ
ኦ ኣማላዲት ንሽግረይ ፡ ተጽልል ተኽሊ ናይ ሕይወተይ
ንልመናይን ጸሎተይን ፡ ናብ ጎይታ ኣብጽሕለይ
CHORUS
ወሃቢት ኩሉ ሰላመይ ፡
ኣቕራቢት ናብ ጎይታ ጸገመይ
ወሃቢት ኩሉ ሰላመይ ፡
ኣቕራቢት ናብ ጎይታ ጸገመይ
ንልመናይን ጸሎተይን ናብ ጎይታ ኣብጽሕለይ
ንልመናይን ጸሎተይን ናብ ጎይታ ኣብጽሕለይ
VERSE 2
ሓጢኣተይ ዝሰትረላ ፡ ማርያመይ ዘይትነጽፍ ዒላ
ጽድቂ ሕይወት እትዕድል ፡ ሰላም ኣፈልፊላ
ከም ጸሓይ ብሩህ'ዩ ድምቀታ ፡ እዛ ዳግማዊት ሰማይ
ማርያመይ ዑንቂ ባሕሪ ፡ ኣዲኡ ንኣዶናይ
CHORUS
ዘይትነድድ ዘይትውዳእ ፡
ቆጥቃጥ ተኽሊ ሕይዋት ተጽልል
ዘይትነድድ ዘይትውዳእ ፡
ቆጥቃጥ ተኽሊ ሕይዋት ተጽልል
ፍሉይ ውህበት ጸጋታታ ፡ ማርያመይ ኣደ ጎይታ
ፍሉይ ውህበት ጸጋታታ ፡ ማርያመይ ኣደ ጎይታ
VERSE 5
መትንታት ልበይ ተመጊቡ ፡ ምስትንፋስ ድሕነት ተዋሂቡ
ተኻፊለ በረኸት ጸጋኺ ፡ ናይ ምሕረት ኣደ ክሰምየኪ
ዝተራሕወ ማዕጾ ኺዳንኪ ፡ ምሕረት ኣምላኽ ዝመልኦ
ዕብየት ናይ ልዕልናኺ ፡ ክነግር ንኣህዛብ ከረድኦም
CHORUS
ዒላ ናይ ቅድስና፡
ዝተራሕወ ናይ ምሕረት ኪዳና
ዒላ ናይ ቅድስና፡
ዝተራሕወ ናይ ምሕረት ኪዳና
ናባኺ እምሕጸን ቀሲነ ፡ ከም እተማልድለይ ኣሚና
ናባኺ እምሕጸን ቀሲነ ፡ ከም እተማልድለይ ኣሚና