ስቡር ልቢ ሃበኒ
Lyrics
ቃልካ ኣንቢበዮ ተማሂረዮ
ትእዛዛትካ'ውን ኩሉ ኣጽኒዐዮ
እዚ ኩሉ ግን ኣይተጠቐምክሉን ጎይታ
ስቡር ልቢ ሃበኒ በጃኻ
ዎ እግዚኣብሄር
ሰሚዑ ዝእዘዝ ልቢ ሃበኒ
ኣሚኑ ዝትግብር ልቢ ሃበኒ
ጎይታ ተዛሪብካ ምዒድካኒ
ቲ ቅኑዕ መንገዲ ሓቢርካኒ
ንግዚኡ ሰሚዐ ተከቲለካ
ንሓዋሩ ዝሰምዕ ልቢ ሃበኒ ጎይታ
ዎ እግዚኣብሄር
ሰሚዑ ዝእዘዝ ልቢ ሃበኒ
ኣሚኑ ዝትግብር ልቢ ሃበኒ
ዝሰማዕክዎ ከም ማርያም ክዕቁር
ዝተመሃርክዎ'ውን ኩሉ ክትግብር
ንክብርካ ዝኸውን መንገዲ ክመርሕ
ኣኽእለኒ ጎይታ ክብርትዕ
ዎ እግዚኣብሄር
ሰሚዑ ዝእዘዝ ልቢ ሃበኒ
ኣሚኑ ዝትግብር ልቢ ሃበኒ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ስቡር ልቢ ሃበኒ
Sbur lib habeni
VERSE 1
ቃልካ ኣንቢበዮ ተማሂረዮ
ትእዛዛትካ'ውን ኩሉ ኣጽኒዐዮ
እዚ ኩሉ ግን ኣይተጠቐምክሉን ጎይታ
ስቡር ልቢ ሃበኒ በጃኻ
CHORUS
ዎ እግዚኣብሄር
ሰሚዑ ዝእዘዝ ልቢ ሃበኒ
ኣሚኑ ዝትግብር ልቢ ሃበኒ
VERSE 2
ጎይታ ተዛሪብካ ምዒድካኒ
ቲ ቅኑዕ መንገዲ ሓቢርካኒ
ንግዚኡ ሰሚዐ ተከቲለካ
ንሓዋሩ ዝሰምዕ ልቢ ሃበኒ ጎይታ
CHORUS
ዎ እግዚኣብሄር
ሰሚዑ ዝእዘዝ ልቢ ሃበኒ
ኣሚኑ ዝትግብር ልቢ ሃበኒ
VERSE 3
ዝሰማዕክዎ ከም ማርያም ክዕቁር
ዝተመሃርክዎ'ውን ኩሉ ክትግብር
ንክብርካ ዝኸውን መንገዲ ክመርሕ
ኣኽእለኒ ጎይታ ክብርትዕ
CHORUS
ዎ እግዚኣብሄር
ሰሚዑ ዝእዘዝ ልቢ ሃበኒ
ኣሚኑ ዝትግብር ልቢ ሃበኒ