ምሳኻ እሕሸኒ
Lyrics
ንዓይ ንባርያኻ ብለውሃት ትጥምተኒ
ብዓቢ ፍቕርኻ እውን እትከናኸነኒ
ኩነኒ ከውሒ ዝዕቆበሉ ዕርዲ
ኣይተሕፍረኒ ኦ ልዑል መድሓኒ
ስቕ ኣይክብልን`የ እኳ ደኣ እዝምር
ንዘልኣለም ዕብየቱ ክነግር
ንብኽያተይ ኩሉ ዕልልታ ለዊጥዎ
ብዘይንገር ደስታ ንፍርሐይ ኣጥፊእዎ
ኣነስ ምሳኻ እሕሸኒ ከም`ዚ ኢለ
ፍቕርኻ ክመውቕ ብኣኻ ተኸሊለ
ኣነስ ኣብ ቤትካ እሕሸኒ ከም`ዚ ኢለ
ምሕረትካን ሓልዮትካን የንብራኒ ብህይወት
ኣነስ ምሳኻ እሕሸኒ ከም`ዚ ኢለ
ፍቕርኻ ክመውቕ ብኣኻ ተኸሊለ
ኣነስ ኣብ ቤትካ እሕሸኒ ንዘልኣለም
ምሕረትካን ሓልዮትካን የንብራኒ ብህይወት
ኩሉ ክርሕቀኒ ኩሉ`ውን ክጠልመኒ
ንስኻ ግን ጎይታ ብፍቕሪ ትእክበኒ
ኣብ ኩሉ መንገደይ ቀቅድመይ እናሓለፍካ
ንኹሉ ስጉምተይ ኣጽኒዕካዮ ኢኻ
ስለ`ዚ እዝምር ባህ እናበለኒ
ንኹሉ ሰናይ ስራሕካ ከውሪ
ኣብ ኩሉ ጉዕዞይ ብኣኻ እምስክር
ነቲ ኣብ ልዕለይ ዘሎካ ሓሳብ ክነግር
ኣነስ ምሳኻ እሕሸኒ ከም`ዚ ኢለ
ፍቕርኻ ክመውቕ ብኣኻ ተኸሊለ
ኣነስ ኣብ ቤትካ እሕሸኒ ከም`ዚ ኢለ
ምሕረትካን ሓልዮትካን የንብራኒ ብህይወት
ኣነስ ምሳኻ እሕሸኒ ከም`ዚ ኢለ
ፍቕርኻ ክመውቕ ብኣኻ ተኸሊለ
ኣነስ ኣብ ቤትካ እሕሸኒ ንዘልኣለም
ምሕረትካን ሓልዮትካን የንብራኒ ብህይወት
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ምሳኻ እሕሸኒ
Msaka ehsheni
VERSE 1
ንዓይ ንባርያኻ ብለውሃት ትጥምተኒ
ብዓቢ ፍቕርኻ እውን እትከናኸነኒ
ኩነኒ ከውሒ ዝዕቆበሉ ዕርዲ
ኣይተሕፍረኒ ኦ ልዑል መድሓኒ
VERSE 2
ስቕ ኣይክብልን`የ እኳ ደኣ እዝምር
ንዘልኣለም ዕብየቱ ክነግር
ንብኽያተይ ኩሉ ዕልልታ ለዊጥዎ
ብዘይንገር ደስታ ንፍርሐይ ኣጥፊእዎ
CHORUS
ኣነስ ምሳኻ እሕሸኒ ከም`ዚ ኢለ
ፍቕርኻ ክመውቕ ብኣኻ ተኸሊለ
ኣነስ ኣብ ቤትካ እሕሸኒ ከም`ዚ ኢለ
ምሕረትካን ሓልዮትካን የንብራኒ ብህይወት
ኣነስ ምሳኻ እሕሸኒ ከም`ዚ ኢለ
ፍቕርኻ ክመውቕ ብኣኻ ተኸሊለ
ኣነስ ኣብ ቤትካ እሕሸኒ ንዘልኣለም
ምሕረትካን ሓልዮትካን የንብራኒ ብህይወት
VERSE 3
ኩሉ ክርሕቀኒ ኩሉ`ውን ክጠልመኒ
ንስኻ ግን ጎይታ ብፍቕሪ ትእክበኒ
ኣብ ኩሉ መንገደይ ቀቅድመይ እናሓለፍካ
ንኹሉ ስጉምተይ ኣጽኒዕካዮ ኢኻ
VERSE 4
ስለ`ዚ እዝምር ባህ እናበለኒ
ንኹሉ ሰናይ ስራሕካ ከውሪ
ኣብ ኩሉ ጉዕዞይ ብኣኻ እምስክር
ነቲ ኣብ ልዕለይ ዘሎካ ሓሳብ ክነግር
CHORUS
ኣነስ ምሳኻ እሕሸኒ ከም`ዚ ኢለ
ፍቕርኻ ክመውቕ ብኣኻ ተኸሊለ
ኣነስ ኣብ ቤትካ እሕሸኒ ከም`ዚ ኢለ
ምሕረትካን ሓልዮትካን የንብራኒ ብህይወት
ኣነስ ምሳኻ እሕሸኒ ከም`ዚ ኢለ
ፍቕርኻ ክመውቕ ብኣኻ ተኸሊለ
ኣነስ ኣብ ቤትካ እሕሸኒ ንዘልኣለም
ምሕረትካን ሓልዮትካን የንብራኒ ብህይወት