Loading Projector Mode…
VERSE 1
ትርጉም ሕይወት ጠፊእዋ ነብሰይ
ትመላለስ ዘላ ብዘይ ሰላም ቅሳነት
ኣብ ዘይርጉእ ሕይወት ትጓዓዝ ዘሎኻ
ሓወይ ተመለስ እንዶ ናብ እየሱስ ጎይታኻ
ዘይቀሰነ ናብራ ትመርሒ ዘሎኺ
ሓውተይ ተመለሲ እንዶ ናብ ፈቃር ጎይታኺ