ከም ሳህልኻ መሓረኒ
Lyrics
ዎ ኣምላኸይ ከም ሳህልኻ ምሓረኒ
ካብ ኣበሳይ ኣጸቢቅካ ሕጸበኒ
ካብ ሓጥያተይ`ውን ኣጽርየኒ
ኣብ ሕቡእ ውን ጥበብ ምሃረኒ
ገጽካ ካብ ሓጥያተይ ከውሎ
ንብዘሎ ኣበሳይ ውን ደምስሶ
ዎ ኣምላኸይ ጽሩይ ልቢ ፍጠረለይ
ዎ ኣምላኸይ ንጹሕ ልቢ ፍጠርለይ
ኣነ ንዓኻ ጥራይ ውን በደልኩ
ኣብ ቅድሚኻ ውን እከይ ገበርኩ
ካብ ገጽካውን ኣይትደርብየኒ
ቅዱስ መንፈስካ ኣይተግድፈኒ
ገጽካ ካብ ሓጥያተይ ከውሎ
ንብዘሎ ኣበሳይ ውን ደምስሶ
ዎ ኣምላኸይ ጽሩይ ልቢ ፍጠረለይ
ዎ ኣምላኸይ ንጹሕ ልቢ ፍጠርለይ
ምእንቲ ክጸሪ ብስብሒ ኣጽርየኒ
ካብ በረድ ክጽዱ ሕጸበኒ
ብፍቃደና መንፈስካ ደግፈኒ
ባህታን ሓጎስ ኣስማዓኒ
ገጽካ ካብ ሓጥያተይ ከውሎ
ንብዘሎ ኣበሳይ ውን ደምስሶ
ዎ ኣምላኸይ ጽሩይ ልቢ ፍጠረለይ
ዎ ኣምላኸይ ንጹሕ ልቢ ፍጠርለይ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ከም ሳህልኻ መሓረኒ
Kem Sahlka Mehareni
VERSE 1
ዎ ኣምላኸይ ከም ሳህልኻ ምሓረኒ
ካብ ኣበሳይ ኣጸቢቅካ ሕጸበኒ
ካብ ሓጥያተይ`ውን ኣጽርየኒ
ኣብ ሕቡእ ውን ጥበብ ምሃረኒ
CHORUS
ገጽካ ካብ ሓጥያተይ ከውሎ
ንብዘሎ ኣበሳይ ውን ደምስሶ
ዎ ኣምላኸይ ጽሩይ ልቢ ፍጠረለይ
ዎ ኣምላኸይ ንጹሕ ልቢ ፍጠርለይ
VERSE 2
ኣነ ንዓኻ ጥራይ ውን በደልኩ
ኣብ ቅድሚኻ ውን እከይ ገበርኩ
ካብ ገጽካውን ኣይትደርብየኒ
ቅዱስ መንፈስካ ኣይተግድፈኒ
CHORUS
ገጽካ ካብ ሓጥያተይ ከውሎ
ንብዘሎ ኣበሳይ ውን ደምስሶ
ዎ ኣምላኸይ ጽሩይ ልቢ ፍጠረለይ
ዎ ኣምላኸይ ንጹሕ ልቢ ፍጠርለይ
VERSE 3
ምእንቲ ክጸሪ ብስብሒ ኣጽርየኒ
ካብ በረድ ክጽዱ ሕጸበኒ
ብፍቃደና መንፈስካ ደግፈኒ
ባህታን ሓጎስ ኣስማዓኒ
CHORUS
ገጽካ ካብ ሓጥያተይ ከውሎ
ንብዘሎ ኣበሳይ ውን ደምስሶ
ዎ ኣምላኸይ ጽሩይ ልቢ ፍጠረለይ
ዎ ኣምላኸይ ንጹሕ ልቢ ፍጠርለይ