ከኣለኒ ተሰከመኒ
Lyrics
ከኣለኒ ተሰከመኒ ዎ እግዚኣብሔር ክቡር መድሓኒ
ሓጥያተይ ከይበዝሕ ሎሚ ዕርዲ ኩነኒ
እዛ ሕይወትይ ምሳኻ'ያ፡ ምሳኻ'ያ
ክትቀርብ፡ ክትቀርብ እያ፡ ክትቀርብ እያ
ኣይክሕደካን፡ ኣይጠልመካን፡ ኣይክሕደካን።
ኣየታልለካን የሱሰይ፡
ኣየታልለካን ኣምላኸይ
ኣየታልለካን ኤልሻዳይ፡
ኣየታልለካን ኣዶናይ።
ከኣለኒ ተሰከመኒ ዎ እግዚኣብሔር ክቡር መድሓኒ
ሓጥያተይ ከይበዝሕ ሎሚ ዕርዲ ኩነኒ
እዛ ሕይወትይ ምሳኻ'ያ፡ ምሳኻ'ያ
ክትቀርብ፡ ክትቀርብ እያ፡ ክትቀርብ እያ
ኣይክሕደካን፡ ኣይጠልመካን፡ ኣይክሕደካን።
ኣየታልለካን ጽሑፍተይ፡
ኣየታልለካን ዋሕሰይ
ኣየታልለካን'ቲ ጸግዐይ፡
ኣየታልለካን ዎ ዋልታይ።
ከኣለኒ ተሰከመኒ ዎ እግዚኣብሔር ክቡር መድሓኒ
ሓጥያተይ ከይበዝሕ ሎሚ ዕርዲ ኩነኒ
እዛ ሕይወትይ ምሳኻ'ያ፡ ምሳኻ'ያ
ክትቀርብ፡ ክትቀርብ እያ፡ ክትቀርብ እያ
ኣይክሕደካን፡ ኣይጠልመካን፡ ኣይክሕደካን።
ኣየታልለካን መድሓኒ፡
ኣየታልለካን ከኣሊ
ኣየታልለካን ኣዶኒ፡
ኣየታልለካን ሓላዪ።
ከኣለኒ ተሰከመኒ ዎ እግዚኣብሔር ክቡር መድሓኒ
ሓጥያተይ ከይበዝሕ ሎሚ ዕርዲ ኩነኒ
እዛ ሕይወትይ ምሳኻ'ያ፡ ምሳኻ'ያ
ክትቀርብ፡ ክትቀርብ እያ፡ ክትቀርብ እያ
ኣይክሕደካን፡ ኣይጠልመካን፡ ኣይክሕደካን።
ኣየታልለካን ክብረተይ፡
ኣየታልለካን መምህረይ
ኣየታልለካን ኣዶናይ፡
ኣየታልለካን ኤልሻዳይ፡ ኣዶናይ..።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ከኣለኒ ተሰከመኒ
Kealeni Tesekemeni
CHORUS
ከኣለኒ ተሰከመኒ ዎ እግዚኣብሔር ክቡር መድሓኒ
ሓጥያተይ ከይበዝሕ ሎሚ ዕርዲ ኩነኒ
እዛ ሕይወትይ ምሳኻ'ያ፡ ምሳኻ'ያ
ክትቀርብ፡ ክትቀርብ እያ፡ ክትቀርብ እያ
ኣይክሕደካን፡ ኣይጠልመካን፡ ኣይክሕደካን።
VERSE 1
ኣየታልለካን የሱሰይ፡
ኣየታልለካን ኣምላኸይ
ኣየታልለካን ኤልሻዳይ፡
ኣየታልለካን ኣዶናይ።
CHORUS
ከኣለኒ ተሰከመኒ ዎ እግዚኣብሔር ክቡር መድሓኒ
ሓጥያተይ ከይበዝሕ ሎሚ ዕርዲ ኩነኒ
እዛ ሕይወትይ ምሳኻ'ያ፡ ምሳኻ'ያ
ክትቀርብ፡ ክትቀርብ እያ፡ ክትቀርብ እያ
ኣይክሕደካን፡ ኣይጠልመካን፡ ኣይክሕደካን።
VERSE 2
ኣየታልለካን ጽሑፍተይ፡
ኣየታልለካን ዋሕሰይ
ኣየታልለካን'ቲ ጸግዐይ፡
ኣየታልለካን ዎ ዋልታይ።
CHORUS
ከኣለኒ ተሰከመኒ ዎ እግዚኣብሔር ክቡር መድሓኒ
ሓጥያተይ ከይበዝሕ ሎሚ ዕርዲ ኩነኒ
እዛ ሕይወትይ ምሳኻ'ያ፡ ምሳኻ'ያ
ክትቀርብ፡ ክትቀርብ እያ፡ ክትቀርብ እያ
ኣይክሕደካን፡ ኣይጠልመካን፡ ኣይክሕደካን።
VERSE 3
ኣየታልለካን መድሓኒ፡
ኣየታልለካን ከኣሊ
ኣየታልለካን ኣዶኒ፡
ኣየታልለካን ሓላዪ።
CHORUS
ከኣለኒ ተሰከመኒ ዎ እግዚኣብሔር ክቡር መድሓኒ
ሓጥያተይ ከይበዝሕ ሎሚ ዕርዲ ኩነኒ
እዛ ሕይወትይ ምሳኻ'ያ፡ ምሳኻ'ያ
ክትቀርብ፡ ክትቀርብ እያ፡ ክትቀርብ እያ
ኣይክሕደካን፡ ኣይጠልመካን፡ ኣይክሕደካን።
VERSE 4
ኣየታልለካን ክብረተይ፡
ኣየታልለካን መምህረይ
ኣየታልለካን ኣዶናይ፡
ኣየታልለካን ኤልሻዳይ፡ ኣዶናይ..።

