በዓል ውዕለተይ
Lyrics
ንእየሱስ ተንሲኤ ከምስግኖ ንጎይታየ/2/
በዓል ውዕለተይ ጎይታየ
እወ ብዜማየ ከምስግኖ ንጎይታይ (2)
በዓል ውዕለተይ እዩ ጎይታይ /4/
መሊኡ ዘንጀርብብ የብጽሕ ምስጋና
ካብቶም መጨነቅተይ ኣድሒኑኒ እዩሞ ሃሌሉያ
ብጊሓት ተንሲኤ በገና ከልዕል እየ
ግዜ እንተከፍአ ንሱ ኣሎ ኣብ ጎነይሃሌሉያ
ምስጋና እንሆ ኣምላኾ እንሆ
ብተግባር ኣእዳውካ
መዝሙር እንሆ ሸብሸባ እነሆ
ኣብ ዙፋንካ ክብር ... ኣብ ዙፋንካ ክብር
ማሕደርካ ውን ይምላእ (2)
ኣይክእሎን ዝበልክዎ ሓጹር ኣዝሊሉኒ
ኣነ ምሳካ እየ ኣይትፍራሕ ኢሉኒ
ምስጋና ክሰምዕ ኣብኡ ተደጊፈ
እሽኩ ጭቅኡ ቲጸልማት ሓሊፈ ሃሌሉያ
ምስጋና እንሆ ኣምላኾ እንሆ
ንተግባር ኣእዳውካ
መዝሙር እንሆ ሸብሸባ እነሆ
ኣብ ዙፋንካ ክብር ... ኣብ ዙፋንካ ክብር
ማሕደርካ ውን ይምላእ (2)
ምሕረቱ ለውሃቱ ፍቅሩ ዝጠዓመኩም
ሓቂፉ ሓንጊሩ ሎሚ ዘጽንሓኩም ሃሌሉያ
ድምጽኩም ኣልዕሉ ንዝምር ምስጋና
ከም ኢየሱስ ዝብለ የብልናን ንዓና ሃሌሉያ
ምስጋና እንሆ ኣምላኾ እንሆ
ንተግባር ኣእዳውካ
መዝሙር እንሆ ሸብሸባ እነሆ
ኣብ ዙፋንካ ክብር ... ኣብ ዙፋንካ ክብር
ማሕደርካ ውን ይምላእ (2)
ንእየሱስ ተንሲኤ ከምስግኖ ንጎይታየ/2/
በዓል ውዕለተይ ጎይታየ
እወ ብዜማየ ከምስግኖ ንጎይታይ (2)
በዓል ውዕለተይ እዩ ጎይታይ /4/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
በዓል ውዕለተይ
Beal Weeletey
VERSE 1
ንእየሱስ ተንሲኤ ከምስግኖ ንጎይታየ/2/
በዓል ውዕለተይ ጎይታየ
እወ ብዜማየ ከምስግኖ ንጎይታይ (2)
በዓል ውዕለተይ እዩ ጎይታይ /4/
VERSE 2
መሊኡ ዘንጀርብብ የብጽሕ ምስጋና
ካብቶም መጨነቅተይ ኣድሒኑኒ እዩሞ ሃሌሉያ
ብጊሓት ተንሲኤ በገና ከልዕል እየ
ግዜ እንተከፍአ ንሱ ኣሎ ኣብ ጎነይሃሌሉያ
CHORUS
ምስጋና እንሆ ኣምላኾ እንሆ
ብተግባር ኣእዳውካ
መዝሙር እንሆ ሸብሸባ እነሆ
ኣብ ዙፋንካ ክብር ... ኣብ ዙፋንካ ክብር
ማሕደርካ ውን ይምላእ (2)
VERSE 3
ኣይክእሎን ዝበልክዎ ሓጹር ኣዝሊሉኒ
ኣነ ምሳካ እየ ኣይትፍራሕ ኢሉኒ
ምስጋና ክሰምዕ ኣብኡ ተደጊፈ
እሽኩ ጭቅኡ ቲጸልማት ሓሊፈ ሃሌሉያ
CHORUS
ምስጋና እንሆ ኣምላኾ እንሆ
ንተግባር ኣእዳውካ
መዝሙር እንሆ ሸብሸባ እነሆ
ኣብ ዙፋንካ ክብር ... ኣብ ዙፋንካ ክብር
ማሕደርካ ውን ይምላእ (2)
VERSE 4
ምሕረቱ ለውሃቱ ፍቅሩ ዝጠዓመኩም
ሓቂፉ ሓንጊሩ ሎሚ ዘጽንሓኩም ሃሌሉያ
ድምጽኩም ኣልዕሉ ንዝምር ምስጋና
ከም ኢየሱስ ዝብለ የብልናን ንዓና ሃሌሉያ
CHORUS
ምስጋና እንሆ ኣምላኾ እንሆ
ንተግባር ኣእዳውካ
መዝሙር እንሆ ሸብሸባ እነሆ
ኣብ ዙፋንካ ክብር ... ኣብ ዙፋንካ ክብር
ማሕደርካ ውን ይምላእ (2)
Verse
ንእየሱስ ተንሲኤ ከምስግኖ ንጎይታየ/2/
በዓል ውዕለተይ ጎይታየ
እወ ብዜማየ ከምስግኖ ንጎይታይ (2)
በዓል ውዕለተይ እዩ ጎይታይ /4/