መን'ሞ ከማኻ
Lyrics
መንሞ ከማኻ መንሞ ከማኻ (3)
መንሞ ከማኻ ኢየሱስ
መንሞ ከማኻ፡ መን`ሞ መን`ሞ
መንሞ ከማኻ፡ መን`ሞ መን`ሞ
መን`ሞ ከማኻ፡ መን`ሞ ከማኻ፡
ኡ ኡ መን`ሞ ከማኻ
ኡ ኡ መን`ሞ ከማኻ
ንስኻ ንስኻ እሙን ጓሳይ
ንስኻ ንስኻ ከውሓይ ዕርደይ
ኣይርከብን ንሕቶይ መልሲ ብዘይ ንስኻ
ሓያል ብዘይካኻ፡ መን`ሞ መን`ሞ
ሓያል ብዘይካኻ፡ መን`ሞ መን`ሞ
ሓያል ብዘይካኻ፡ ሓያል ብዘይካኻ
ኡ ኡ ሓይል ብዘይካኻ
ኡ ኡ ሓይል ብዘይካኻ
ንስኻ ንስኻ እሙን ጓሳይ
ንስኻ ንስኻ ከውሓይ ዕርደይ
ኣይርከብን ንሕቶይ መልሲ ብዘይ ንስኻ
ግሩም ኣምላኽ ኢኻ፡ ንሰባት ትፍውስ
ግሩም ኣምላኽ ኢኻ፡ ንሰባት ትሓሊ
ግሩም ኣምላኽ ኢኻ፡
ግሩም ኣምላኽ ኢኻ፡
ኡ ኡ ግሩም ኣምላኽ ኢኻ
ኡ ኡ ግሩም ኣምላኽ ኢኻ
ንስኻ ንስኻ እሙን ጓሳይ
ንስኻ ንስኻ ከውሓይ ዕርደይ
ኣይርከብን ንሕቶይ መልሲ ብዘይ ንስኻ
ሓይል ክንስኻ፡ ሻምብቆ ዘይሰብር
ሓያል ክንስኻ፡ ሻምብቆ ዘይሰብር
ሓያል ክንስኻ፡ ሓያል ክንስኻ
ኡ ኡ ሓያል ክንስኻ
ኡ ኡ ሓያል ክንስኻ
ንስኻ ንስኻ እሙን ጓሳይ
ንስኻ ንስኻ ከውሓይ ዕርደይ
ኣይርከብን ንሕቶይ መልሲ ብዘይ ንስኻ
ስልጡን ክንስኻ፡ ንሓደ ዘይትንዕቅ
ስልጡን ክንስኻ፡ ንሓደ ዘይትንዕቅ
ስልጡን ክንስኻ፡ ስልጡን ክንስኻ
ኡ ኡ ስልጡን ክንስኻ
ኡ ኡ ስልጡን ክንስኻ
ኡ ኡ መን`ሞ ከማኻ
ኡ ኡ መን`ሞ ከማኻ
ኡ ኡ መን`ሞ ከማኻ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
መን'ሞ ከማኻ
Men Imo Kemaka
INTRO
መንሞ ከማኻ መንሞ ከማኻ (3)
መንሞ ከማኻ ኢየሱስ
VERSE 1
መንሞ ከማኻ፡ መን`ሞ መን`ሞ
መንሞ ከማኻ፡ መን`ሞ መን`ሞ
መን`ሞ ከማኻ፡ መን`ሞ ከማኻ፡
ኡ ኡ መን`ሞ ከማኻ
ኡ ኡ መን`ሞ ከማኻ
CHORUS
ንስኻ ንስኻ እሙን ጓሳይ
ንስኻ ንስኻ ከውሓይ ዕርደይ
ኣይርከብን ንሕቶይ መልሲ ብዘይ ንስኻ
VERSE 2
ሓያል ብዘይካኻ፡ መን`ሞ መን`ሞ
ሓያል ብዘይካኻ፡ መን`ሞ መን`ሞ
ሓያል ብዘይካኻ፡ ሓያል ብዘይካኻ
ኡ ኡ ሓይል ብዘይካኻ
ኡ ኡ ሓይል ብዘይካኻ
CHORUS
ንስኻ ንስኻ እሙን ጓሳይ
ንስኻ ንስኻ ከውሓይ ዕርደይ
ኣይርከብን ንሕቶይ መልሲ ብዘይ ንስኻ
VERSE 3
ግሩም ኣምላኽ ኢኻ፡ ንሰባት ትፍውስ
ግሩም ኣምላኽ ኢኻ፡ ንሰባት ትሓሊ
ግሩም ኣምላኽ ኢኻ፡
ግሩም ኣምላኽ ኢኻ፡
ኡ ኡ ግሩም ኣምላኽ ኢኻ
ኡ ኡ ግሩም ኣምላኽ ኢኻ
CHORUS
ንስኻ ንስኻ እሙን ጓሳይ
ንስኻ ንስኻ ከውሓይ ዕርደይ
ኣይርከብን ንሕቶይ መልሲ ብዘይ ንስኻ
VERSE 4
ሓይል ክንስኻ፡ ሻምብቆ ዘይሰብር
ሓያል ክንስኻ፡ ሻምብቆ ዘይሰብር
ሓያል ክንስኻ፡ ሓያል ክንስኻ
ኡ ኡ ሓያል ክንስኻ
ኡ ኡ ሓያል ክንስኻ
CHORUS
ንስኻ ንስኻ እሙን ጓሳይ
ንስኻ ንስኻ ከውሓይ ዕርደይ
ኣይርከብን ንሕቶይ መልሲ ብዘይ ንስኻ
VERSE 5
ስልጡን ክንስኻ፡ ንሓደ ዘይትንዕቅ
ስልጡን ክንስኻ፡ ንሓደ ዘይትንዕቅ
ስልጡን ክንስኻ፡ ስልጡን ክንስኻ
ኡ ኡ ስልጡን ክንስኻ
ኡ ኡ ስልጡን ክንስኻ
OUTRO
ኡ ኡ መን`ሞ ከማኻ
ኡ ኡ መን`ሞ ከማኻ
ኡ ኡ መን`ሞ ከማኻ

