እግዚኣብሔር ጓሳየይ’ዩ
Lyrics
እግዚኣብሔር ጓሳየይ’ዩ ዝጎድለኒ የብለይን
ኣብ ልሙዕ ሸኻ የውዕለኒ (2)
ኣብ ዝዓርፈሉ ማይ ይመርሓኒ (2)
ንሱ ንነብሰይ የህድኣ
ሓድሽ ሓይሊውን ይህበኒ
ንሱ ንነብሰይ የህድኣ
መንገዲ ጽድቂ ይመርሓኒ
በትርኻን ምርኩስካን የጸናንዓኒ (2)
ንስኻ ምሳይ ኢኻሞ
ብሩባ ሩባ ድነሞት እኳ እንተኸድኩ
ክፉእ ኣይፈርህን’የ (4)
ንስኻ ኣብ ቅዲሚ ጸላእተይ መኣዲ ትሰርዓለይ
ከም ክቡር ጋሻ ንርእሰይ ብዘይቲ ቀባእካለይ
ጸዋዐይ መሊኡ ይጅርብብ ኣሎ
ብሓቂ ሳህልን ምሕረትን ብኩሉ ዕድመይ ከስዕባኒ እየን
ኣብ ቤት እግዚኣብሔር ከ ንዘልኣለም ክነብር እየ ኣሜን
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
እግዚኣብሔር ጓሳየይ’ዩ
Ebgziabhier Guasay Eyu
Verse
እግዚኣብሔር ጓሳየይ’ዩ ዝጎድለኒ የብለይን
ኣብ ልሙዕ ሸኻ የውዕለኒ (2)
ኣብ ዝዓርፈሉ ማይ ይመርሓኒ (2)
Verse
ንሱ ንነብሰይ የህድኣ
ሓድሽ ሓይሊውን ይህበኒ
ንሱ ንነብሰይ የህድኣ
መንገዲ ጽድቂ ይመርሓኒ
በትርኻን ምርኩስካን የጸናንዓኒ (2)
Verse
ንስኻ ምሳይ ኢኻሞ
ብሩባ ሩባ ድነሞት እኳ እንተኸድኩ
ክፉእ ኣይፈርህን’የ (4)
Outro
ንስኻ ኣብ ቅዲሚ ጸላእተይ መኣዲ ትሰርዓለይ
ከም ክቡር ጋሻ ንርእሰይ ብዘይቲ ቀባእካለይ
ጸዋዐይ መሊኡ ይጅርብብ ኣሎ
ብሓቂ ሳህልን ምሕረትን ብኩሉ ዕድመይ ከስዕባኒ እየን
ኣብ ቤት እግዚኣብሔር ከ ንዘልኣለም ክነብር እየ ኣሜን