ሳላ ኢየሱስ
Lyrics
ደበና ኮይንወን ኣዒንተይ ተዓመታ
ጎይታ ግን ኣንቅሐን ኣርሒቀን ክጥምታ (2)
ሳላ የሱስ እቲ መድሕን
ሳላ ክርስቶስ እቲ ሓላዪ
ሳላ ኣዶናይ እቲ መርሃዊ
ብርሃን ዘርኣየኒ
ሰይጣን ከጥቅዓኒ ዕርዲ ክጨንቀኒ
ኢየሱስ ስለ ስሙ እምባይ ይኮነኒ (2)
ሳላ የሱስ እቲ መድሕን
ሳላ ክርስቶስ እቲ ሓላዪ
ሳላ ኣዶናይ እቲ መርሃዊ
እምባይ ይኮነኒ
ኩሉ ክርሕቀኒ በይነይ ክመስለኒ
ክርስቶስ ረከብኩ ዓርኪ ዝኮነኒ (2)
ሳላ የሱስ እቲ መድሕን
ሳላ ክርስቶስ እቲ ሓላዪ
ሳላ ኣዶናይ እቲ መርሃዊ
ዓርኪ ዝኮነኒ
እቲ ንጹህ ግብሩ ንጹህውን ዝልቡ
ልበይ ከፊቱለይ መንፈሱ ክኣቱ (2)
ሳላ የሱስ እቲ መድሕን
ሳላ ክርስቶስ እቲ ሓላዪ
ሳላ ኣዶናይ እቲ መርሃዊ
አምነት ዝሃበኒ
ኣነ እነኩ ድሮ ንጎይታ ስዓቢ
ናይ የሱስ ምካነይ ጌና ክምስክርየ (2)
ሳላ የሱስ እቲ መድሕን
ሳላ ክርስቶስ እቲ ሓላዪ
ሳላ ኣዶናይ እቲ መርሃዊ
ትብዓት ሃበኒ
ክብሪ ይኩን ነቲ ልዑል መድሓኒ
ምስጋና ይኩኖ ምስ ክብሪ
ስለ'ቲ ዝሃበኒ ክብሪ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሳላ ኢየሱስ
Sala Eyesus
VERSE 1
ደበና ኮይንወን ኣዒንተይ ተዓመታ
ጎይታ ግን ኣንቅሐን ኣርሒቀን ክጥምታ (2)
VERSE 2
ሳላ የሱስ እቲ መድሕን
ሳላ ክርስቶስ እቲ ሓላዪ
ሳላ ኣዶናይ እቲ መርሃዊ
ብርሃን ዘርኣየኒ
CHORUS
ሰይጣን ከጥቅዓኒ ዕርዲ ክጨንቀኒ
ኢየሱስ ስለ ስሙ እምባይ ይኮነኒ (2)
VERSE 3
ሳላ የሱስ እቲ መድሕን
ሳላ ክርስቶስ እቲ ሓላዪ
ሳላ ኣዶናይ እቲ መርሃዊ
እምባይ ይኮነኒ
CHORUS
ኩሉ ክርሕቀኒ በይነይ ክመስለኒ
ክርስቶስ ረከብኩ ዓርኪ ዝኮነኒ (2)
VERSE 4
ሳላ የሱስ እቲ መድሕን
ሳላ ክርስቶስ እቲ ሓላዪ
ሳላ ኣዶናይ እቲ መርሃዊ
ዓርኪ ዝኮነኒ
CHORUS
እቲ ንጹህ ግብሩ ንጹህውን ዝልቡ
ልበይ ከፊቱለይ መንፈሱ ክኣቱ (2)
VERSE 5
ሳላ የሱስ እቲ መድሕን
ሳላ ክርስቶስ እቲ ሓላዪ
ሳላ ኣዶናይ እቲ መርሃዊ
አምነት ዝሃበኒ
CHORUS
ኣነ እነኩ ድሮ ንጎይታ ስዓቢ
ናይ የሱስ ምካነይ ጌና ክምስክርየ (2)
VERSE 6
ሳላ የሱስ እቲ መድሕን
ሳላ ክርስቶስ እቲ ሓላዪ
ሳላ ኣዶናይ እቲ መርሃዊ
ትብዓት ሃበኒ
CHORUS
ክብሪ ይኩን ነቲ ልዑል መድሓኒ
ምስጋና ይኩኖ ምስ ክብሪ
ስለ'ቲ ዝሃበኒ ክብሪ (2)