ጸሎትና ስምዓና
Lyrics
ሰማያት ምስ ምድሪ ዝፈጠርካ
ጸሎትና ስምዓና ንባሮትካ
ንብዝሒ ሓጢኣትና ከይዘከርካ
ሓይሊ ሃበና ንዓና ባሮትካ/2/
ንኣበው ትነግሮም ኔርካ
ንነብያት ነጊርካዮም ኔርካ
ንሃዋርያት ትነግሮም ኔርካ
ንኣህዛብ ነጊርካዮም ኔርካ
ኣምላከይ ትነግሮም ኔርካ
እየሱሰይ ነጊርካዮም ኔርካ (2)
ንዓመታት ሓይሊ ብምሃብካ
እናደገፍካዮም ብየማናይ ኢድካ
ስለዘይፈልጡ እቶም ዘይወገንካ
ፈጣሪ ኩሉ ፍጥረት ንስካ ምካንካ/2/
ንኣበው ትነግሮም ኔርካ
ንነብያት ነጊርካዮም ኔርካ
ንሃዋርያት ትነግሮም ኔርካ
ንኣህዛብ ነጊርካዮም ኔርካ
ኣምላከይ ትነግሮም ኔርካ
እየሱሰይ ነጊርካዮም ኔርካ (2)
በዚ ዘመን እዚ ድኣ እንታይ ኮንካ
ስቅ ኢልካ ትጥምት ተሰዊርካ
ሓይሊ ዘይትገብር ከም ቀደምካ
ዘይትፈለ ምልክካ ግዝኣትካ/2/
ንኣበው ትነግሮም ኔርካ
ንነብያት ነጊርካዮም ኔርካ
ንሃዋርያት ትነግሮም ኔርካ
ንኣህዛብ ነጊርካዮም ኔርካ
ኣምላከይ ትነግሮም ኔርካ
እየሱሰይ ነጊርካዮም ኔርካ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ጸሎትና ስምዓና
Tselotna Smeana
VERSE 1
ሰማያት ምስ ምድሪ ዝፈጠርካ
ጸሎትና ስምዓና ንባሮትካ
ንብዝሒ ሓጢኣትና ከይዘከርካ
ሓይሊ ሃበና ንዓና ባሮትካ/2/
CHORUS
ንኣበው ትነግሮም ኔርካ
ንነብያት ነጊርካዮም ኔርካ
ንሃዋርያት ትነግሮም ኔርካ
ንኣህዛብ ነጊርካዮም ኔርካ
ኣምላከይ ትነግሮም ኔርካ
እየሱሰይ ነጊርካዮም ኔርካ (2)
VERSE 2
ንዓመታት ሓይሊ ብምሃብካ
እናደገፍካዮም ብየማናይ ኢድካ
ስለዘይፈልጡ እቶም ዘይወገንካ
ፈጣሪ ኩሉ ፍጥረት ንስካ ምካንካ/2/
CHORUS
ንኣበው ትነግሮም ኔርካ
ንነብያት ነጊርካዮም ኔርካ
ንሃዋርያት ትነግሮም ኔርካ
ንኣህዛብ ነጊርካዮም ኔርካ
ኣምላከይ ትነግሮም ኔርካ
እየሱሰይ ነጊርካዮም ኔርካ (2)
VERSE 3
በዚ ዘመን እዚ ድኣ እንታይ ኮንካ
ስቅ ኢልካ ትጥምት ተሰዊርካ
ሓይሊ ዘይትገብር ከም ቀደምካ
ዘይትፈለ ምልክካ ግዝኣትካ/2/
CHORUS
ንኣበው ትነግሮም ኔርካ
ንነብያት ነጊርካዮም ኔርካ
ንሃዋርያት ትነግሮም ኔርካ
ንኣህዛብ ነጊርካዮም ኔርካ
ኣምላከይ ትነግሮም ኔርካ
እየሱሰይ ነጊርካዮም ኔርካ (2)