ሓቀኛ ክርስትና
Lyrics
ልብና አንተሰርሐ ብንጽንህና
ልሳንና ንተበለ ብቅንዕና
እዚኣያ ሓቀኛ ክርስትና
ብዝበለጸ ትድለ ካባና
ዝመስረትኩ ሓንቲ ማሕበርያ
ዝሃነጽኩ ሓንቲ ንሳያ
ክርስትያን ደቀይ አይተፈላለዩ ኹም
አነ ሕያዋይ ጛሳኩም
ጽልኢ ገዲፍና ተገብርና ዕርቂ
ሓሶት ገዲፍና እንተፈተና ሓቂ
ሓጢያት ገዲፍና አንተፈጽምና ጽድቂ
ክርስትና ትበርቅ ከም በርቂ(2)
ዝመስረትኩ ሓንቲ ማሕበርያ
ዝሃነጽኩ ሓንቲ ንሳያ
ክርስትያን ደቀይ አይተፈላለዩ ኹም
አነ ሕያዋይ ጛሳኩም
ይሃልወና ናይ ሕልና ወቀሰ
ከንይነብዝሕ በደል ምስ ኣበሳ
ጥራይ ነገልግል ነቲ ሕያዋይ ጛሳ
ድሓር ከይመጽእ ዘይወጽእ ጣዕሳ (2)
ዝመስረትኩ ሓንቲ ማሕበርያ
ዝሃነጽኩ ሓንቲ ንሳያ
ክርስትያን ደቀይ አይተፈላለዩ ኹም
አነ ሕያዋይ ጛሳኩም
ወንጌል ነስፋሕፍሕ አበይ ቦትኡ
ወርቃዊ ግዜና ከይነሕልፍ ብከንቱ
ንልባትና ነፍልጦ ግብኡ
ምእንቲ ከነገልግል ብክብሪ ንዕኡ (2)
ዝመስረትኩ ሓንቲ ማሕበርያ
ዝሃነጽኩ ሓንቲ ንሳያ
ክርስትያን ደቀይ አይተፈላለዩ ኹም
አነ ሕያዋይ ጛሳኩም
እስከ ነበርክት አድላዪ ጻዕሪ ሓቐኛ ክርስትና
ካብ መንጎና ክውገድ ሕማቅ ግብሪኦ ክርስትያን መንእሰይ
ተመለስ ይኣክለካ ቃሉዉን ሰማዕ
ንእሙን መድሕንካ
ዝመስረትኩ ሓንቲ ማሕበርያ
ዝሃነጽኩ ሓንቲ ንሳያ
ክርስትያን ደቀይ አይተፈላለዩ ኹም
አነ ሕያዋይ ጛሳኩም
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሓቀኛ ክርስትና
Haqena Krstna
VERSE 1
ልብና አንተሰርሐ ብንጽንህና
ልሳንና ንተበለ ብቅንዕና
እዚኣያ ሓቀኛ ክርስትና
ብዝበለጸ ትድለ ካባና
CHORUS
ዝመስረትኩ ሓንቲ ማሕበርያ
ዝሃነጽኩ ሓንቲ ንሳያ
ክርስትያን ደቀይ አይተፈላለዩ ኹም
አነ ሕያዋይ ጛሳኩም
VERSE 2
ጽልኢ ገዲፍና ተገብርና ዕርቂ
ሓሶት ገዲፍና እንተፈተና ሓቂ
ሓጢያት ገዲፍና አንተፈጽምና ጽድቂ
ክርስትና ትበርቅ ከም በርቂ(2)
CHORUS
ዝመስረትኩ ሓንቲ ማሕበርያ
ዝሃነጽኩ ሓንቲ ንሳያ
ክርስትያን ደቀይ አይተፈላለዩ ኹም
አነ ሕያዋይ ጛሳኩም
VERSE 3
ይሃልወና ናይ ሕልና ወቀሰ
ከንይነብዝሕ በደል ምስ ኣበሳ
ጥራይ ነገልግል ነቲ ሕያዋይ ጛሳ
ድሓር ከይመጽእ ዘይወጽእ ጣዕሳ (2)
CHORUS
ዝመስረትኩ ሓንቲ ማሕበርያ
ዝሃነጽኩ ሓንቲ ንሳያ
ክርስትያን ደቀይ አይተፈላለዩ ኹም
አነ ሕያዋይ ጛሳኩም
VERSE 4
ወንጌል ነስፋሕፍሕ አበይ ቦትኡ
ወርቃዊ ግዜና ከይነሕልፍ ብከንቱ
ንልባትና ነፍልጦ ግብኡ
ምእንቲ ከነገልግል ብክብሪ ንዕኡ (2)
CHORUS
ዝመስረትኩ ሓንቲ ማሕበርያ
ዝሃነጽኩ ሓንቲ ንሳያ
ክርስትያን ደቀይ አይተፈላለዩ ኹም
አነ ሕያዋይ ጛሳኩም
VERSE 5
እስከ ነበርክት አድላዪ ጻዕሪ ሓቐኛ ክርስትና
ካብ መንጎና ክውገድ ሕማቅ ግብሪኦ ክርስትያን መንእሰይ
ተመለስ ይኣክለካ ቃሉዉን ሰማዕ
ንእሙን መድሕንካ
CHORUS
ዝመስረትኩ ሓንቲ ማሕበርያ
ዝሃነጽኩ ሓንቲ ንሳያ
ክርስትያን ደቀይ አይተፈላለዩ ኹም
አነ ሕያዋይ ጛሳኩም