ዓወት ረኺብና
Lyrics
ሰይጣን ብቐሊሉ ከጥፋኒ ኢሉ
ብመከራ ድነ ኣቅሪቡለይ
ካብ ድቅዱቅ ጸልማት ውን ኣእተወኒ
ኢየሱስ መድሓኒ ብርሃን ሂቡኒ
ዓወት ረኺብና ፡ ዓወት
ዓወት ረኺብና ፡ ዓወት
ካብ ሞት ተንሲኡ ፡ ዓወት
ዓወት ረኺብና ፡ ዓወት
ብደም መድሓኒና
ሓሳቡ ዝሰልጠሉ እና መሰሎ
ጭንቅን ጸበባን እና ኣንወሖ
ግን ከምሓሳቡ ኣይጎድኣንን
ኣምላኽ እስራኤል ኣድሓነኒ
ዓወት ረኺብና ፡ ዓወት
ዓወት ረኺብና ፡ ዓወት
ካብ ሞት ተንሲኡ ፡ ዓወት
ዓወት ረኺብና ፡ ዓወት
ብደም መድሓኒና
ብዘለዎ ክእለት ሓይሉ ተጠቂሙ
ጭንቅን ጸበባን እና ኣንውሖ
ከጥፋኣኒ ኢሉ ተሓጊሱ
ኢየሱስ መድሓኒ ኣድሓነኒ ደም ኣፍሲሱ
ዓወት ረኺብና ፡ ዓወት
ዓወት ረኺብና ፡ ዓወት
ካብ ሞት ተንሲኡ ፡ ዓወት
ዓወት ረኺብና ፡ ዓወት
ብደም መድሓኒና
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ዓወት ረኺብና
Awet Rekibna
VERSE 1
ሰይጣን ብቐሊሉ ከጥፋኒ ኢሉ
ብመከራ ድነ ኣቅሪቡለይ
ካብ ድቅዱቅ ጸልማት ውን ኣእተወኒ
ኢየሱስ መድሓኒ ብርሃን ሂቡኒ
CHORUS
ዓወት ረኺብና ፡ ዓወት
ዓወት ረኺብና ፡ ዓወት
ካብ ሞት ተንሲኡ ፡ ዓወት
ዓወት ረኺብና ፡ ዓወት
ብደም መድሓኒና
VERSE 2
ሓሳቡ ዝሰልጠሉ እና መሰሎ
ጭንቅን ጸበባን እና ኣንወሖ
ግን ከምሓሳቡ ኣይጎድኣንን
ኣምላኽ እስራኤል ኣድሓነኒ
CHORUS
ዓወት ረኺብና ፡ ዓወት
ዓወት ረኺብና ፡ ዓወት
ካብ ሞት ተንሲኡ ፡ ዓወት
ዓወት ረኺብና ፡ ዓወት
ብደም መድሓኒና
VERSE 3
ብዘለዎ ክእለት ሓይሉ ተጠቂሙ
ጭንቅን ጸበባን እና ኣንውሖ
ከጥፋኣኒ ኢሉ ተሓጊሱ
ኢየሱስ መድሓኒ ኣድሓነኒ ደም ኣፍሲሱ
CHORUS
ዓወት ረኺብና ፡ ዓወት
ዓወት ረኺብና ፡ ዓወት
ካብ ሞት ተንሲኡ ፡ ዓወት
ዓወት ረኺብና ፡ ዓወት
ብደም መድሓኒና

