CHORUS
ከኣለኒ ተሰከመኒ ዎ እግዚኣብሔር ክቡር መድሓኒ
ሓጥያተይ ከይበዝሕ ሎሚ ዕርዲ ኩነኒ
እዛ ሕይወትይ ምሳኻ'ያ፡ ምሳኻ'ያ
ክትቀርብ፡ ክትቀርብ እያ፡ ክትቀርብ እያ
ኣይክሕደካን፡ ኣይጠልመካን፡ ኣይክሕደካን።