ሕዝብኻ በዝሐ
Lyrics
ዕላማ ሒዙ፡ ዝተሰለፈ
ብዙሕ ዘፍርሕ፡ ሰራዊት ኣምላኽ
ንተጻረርቱ፡ ወትሩ ዝስዕር
ለይትን መዓልትን ብናቱ ሓይሊ
ባሕሪ ተሳጊሩ፡ ኣብ ምድረ በዳ፡ ኩሉ ረጊጹ
ዝውሕዝ ሕዝቢ፡ ምሳኻ ኮይኑ
ርስቱ ረኸበ ኩሉ ስዒሩ
ሕዝብኻ በዝሐ፡ ሕዝብኻ በዝሐ
ወሰናቱ'ውን፡ ኣዝዩ ሰፍሐ
ናይ ምድሓን ወንጌል፡ ኣባና በጽሐ(2)
ከም ፍረ ኣድሪ፡ ኣብ ምድሪ ዘርኣ
ጎይታ ከዕብያ፡ ብዙሕ ክትፈሪ
'ቲ ዕቡይ መጸ፡ ረገጻ ብሓይሊ
ሓሲቡ ኔይሩ፡ ከጥፍኣ ካብ ምድሪ
ግን ኣይተኻእሎን፡ ኣምሊጣ ወጸት፡ ከደት ዓበየት
ጎይታ ይመስገን፡ ጨንፈራ ሰፍሐ
ንዝደኸሙ መጽለሊት ኮነት
ሕዝብኻ በዝሐ፡ ሕዝብኻ በዝሐ
ወሰናቱ'ውን፡ ኣዝዩ ሰፍሐ
ናይ ምድሓን ወንጌል፡ ኣባና በጽሐ(2)
ኦ ሃሌ - ሉያ፡ ሃሌ ሃሌ ሉያ
እናሰዓረ፡ ዘልዓለም ዝነብር
ከም ኣምላኽና'ዶ፡ ኣሎ መድሓኒ
ዝወዳደሮ፡ ከቶ ኣይርከብን
ብኽያቶም ይሰምዕ፡ መሳኺን ደቁ፡ ዘይቲ ይቐብኦም
ኣብ ቤቱ ይተኽሎም፡ ኣብ ኣጸዳቱ
የዕብዮም ባዕሉ፡ ስየ ክመስሉ
ሕዝብኻ በዝሐ፡ ሕዝብኻ በዝሐ
ወሰናቱ'ውን፡ ኣዝዩ ሰፍሐ
ናይ ምድሓን ወንጌል፡ ኣባና በጽሐ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሕዝብኻ በዝሐ
Hzbka bezhe
VERSE 1
ዕላማ ሒዙ፡ ዝተሰለፈ
ብዙሕ ዘፍርሕ፡ ሰራዊት ኣምላኽ
ንተጻረርቱ፡ ወትሩ ዝስዕር
ለይትን መዓልትን ብናቱ ሓይሊ
ባሕሪ ተሳጊሩ፡ ኣብ ምድረ በዳ፡ ኩሉ ረጊጹ
ዝውሕዝ ሕዝቢ፡ ምሳኻ ኮይኑ
ርስቱ ረኸበ ኩሉ ስዒሩ
CHORUS
ሕዝብኻ በዝሐ፡ ሕዝብኻ በዝሐ
ወሰናቱ'ውን፡ ኣዝዩ ሰፍሐ
ናይ ምድሓን ወንጌል፡ ኣባና በጽሐ(2)
VERSE 2
ከም ፍረ ኣድሪ፡ ኣብ ምድሪ ዘርኣ
ጎይታ ከዕብያ፡ ብዙሕ ክትፈሪ
'ቲ ዕቡይ መጸ፡ ረገጻ ብሓይሊ
ሓሲቡ ኔይሩ፡ ከጥፍኣ ካብ ምድሪ
ግን ኣይተኻእሎን፡ ኣምሊጣ ወጸት፡ ከደት ዓበየት
ጎይታ ይመስገን፡ ጨንፈራ ሰፍሐ
ንዝደኸሙ መጽለሊት ኮነት
CHORUS
ሕዝብኻ በዝሐ፡ ሕዝብኻ በዝሐ
ወሰናቱ'ውን፡ ኣዝዩ ሰፍሐ
ናይ ምድሓን ወንጌል፡ ኣባና በጽሐ(2)
VERSE 3
ኦ ሃሌ - ሉያ፡ ሃሌ ሃሌ ሉያ
እናሰዓረ፡ ዘልዓለም ዝነብር
ከም ኣምላኽና'ዶ፡ ኣሎ መድሓኒ
ዝወዳደሮ፡ ከቶ ኣይርከብን
ብኽያቶም ይሰምዕ፡ መሳኺን ደቁ፡ ዘይቲ ይቐብኦም
ኣብ ቤቱ ይተኽሎም፡ ኣብ ኣጸዳቱ
የዕብዮም ባዕሉ፡ ስየ ክመስሉ
CHORUS
ሕዝብኻ በዝሐ፡ ሕዝብኻ በዝሐ
ወሰናቱ'ውን፡ ኣዝዩ ሰፍሐ
ናይ ምድሓን ወንጌል፡ ኣባና በጽሐ (2)

