VERSE 1
ዕላማ ሒዙ፡ ዝተሰለፈ
ብዙሕ ዘፍርሕ፡ ሰራዊት ኣምላኽ
ንተጻረርቱ፡ ወትሩ ዝስዕር
ለይትን መዓልትን ብናቱ ሓይሊ
ባሕሪ ተሳጊሩ፡ ኣብ ምድረ በዳ፡ ኩሉ ረጊጹ
ዝውሕዝ ሕዝቢ፡ ምሳኻ ኮይኑ
ርስቱ ረኸበ ኩሉ ስዒሩ