ህድእ በሊ ነፍሰይ
Lyrics
ህድእ በሊ ነፍሰይ ኣይትጨነቂ
መስፍን ሰላም ኢየሱስ ኣሎ ምሳኺ
ኣብ ሽግር ጸበባ ኩሉ ክትክእሊ
እግዚኣብሔር ኣቦ ሰላሙ ክህበኪ
እግዚኣብሔር ኣቦ ምሕረቱ ክህበኪ
ጎይታ ንሕናስ በዲልናካ ኢና
ንዓና ብምፍቃር ኣብ መስቀል ስሌና /2/
እንሆ ኣብ ቅድሜኻ ፍግም ኢልና
ከኣሊ ኩሉ ኢኻ ጎይታ ስማዕ ጸሎትና /2/
ድሕነት ናይ ነፍሰይ ፍረ መስቀል
ህድኣት ዉሽጢ ልበይ ብሓይሊ መንፈስካ
ጉዕዞ ኩሉ ሕይወተይ ክሰፍኖ ሰላምካ
ኣአምሮይ ክሕደስ ብጩራ ብርሃንካ /2/
ጎይታ ንሕናስ በዲልናካ ኢና
ንዓና ብምፍቃር ኣብ መስቀል ስሌና /2/
እንሆ ኣብ ቅድሜኻ ፍግም ኢልና
ከኣሊ ኩሉ ኢኻ ጎይታ ስማዕ ጸሎትና /2/
ክነብር ኣይደልን እናኣሕዘንኩ ንዓኻ
ብትሕትና ክቀርብ ጎይታ ኣብ ቅድሜኻ
ምሕረት ንኽረክ ብዓቢ ፍቅርኻ
ሕይወት ዘለዓለም ክወርስ ምሳኻ /2/
ጎይታ ንሕናስ በዲልናካ ኢና
ንዓና ብምፍቃር ኣብ መስቀል ስሌና /2/
እንሆ ኣብ ቅድሜኻ ፍግም ኢልና
ከኣሊ ኩሉ ኢኻ ጎይታ ስማዕ ጸሎትና /2/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ህድእ በሊ ነፍሰይ
Hde Beli Nefsey
VERSE 1
ህድእ በሊ ነፍሰይ ኣይትጨነቂ
መስፍን ሰላም ኢየሱስ ኣሎ ምሳኺ
ኣብ ሽግር ጸበባ ኩሉ ክትክእሊ
እግዚኣብሔር ኣቦ ሰላሙ ክህበኪ
እግዚኣብሔር ኣቦ ምሕረቱ ክህበኪ
CHORUS
ጎይታ ንሕናስ በዲልናካ ኢና
ንዓና ብምፍቃር ኣብ መስቀል ስሌና /2/
እንሆ ኣብ ቅድሜኻ ፍግም ኢልና
ከኣሊ ኩሉ ኢኻ ጎይታ ስማዕ ጸሎትና /2/
VERSE 2
ድሕነት ናይ ነፍሰይ ፍረ መስቀል
ህድኣት ዉሽጢ ልበይ ብሓይሊ መንፈስካ
ጉዕዞ ኩሉ ሕይወተይ ክሰፍኖ ሰላምካ
ኣአምሮይ ክሕደስ ብጩራ ብርሃንካ /2/
CHORUS
ጎይታ ንሕናስ በዲልናካ ኢና
ንዓና ብምፍቃር ኣብ መስቀል ስሌና /2/
እንሆ ኣብ ቅድሜኻ ፍግም ኢልና
ከኣሊ ኩሉ ኢኻ ጎይታ ስማዕ ጸሎትና /2/
VERSE 3
ክነብር ኣይደልን እናኣሕዘንኩ ንዓኻ
ብትሕትና ክቀርብ ጎይታ ኣብ ቅድሜኻ
ምሕረት ንኽረክ ብዓቢ ፍቅርኻ
ሕይወት ዘለዓለም ክወርስ ምሳኻ /2/
CHORUS
ጎይታ ንሕናስ በዲልናካ ኢና
ንዓና ብምፍቃር ኣብ መስቀል ስሌና /2/
እንሆ ኣብ ቅድሜኻ ፍግም ኢልና
ከኣሊ ኩሉ ኢኻ ጎይታ ስማዕ ጸሎትና /2/