Loading Projector Mode…
VERSE 1
ህድእ በሊ ነፍሰይ ኣይትጨነቂ
መስፍን ሰላም ኢየሱስ ኣሎ ምሳኺ
ኣብ ሽግር ጸበባ ኩሉ ክትክእሊ
እግዚኣብሔር ኣቦ ሰላሙ ክህበኪ
እግዚኣብሔር ኣቦ ምሕረቱ ክህበኪ