ሓዘንካ ንገር ነቦኻ
Lyrics
ብብዝሒ ድኻምኩም ምጽናዕ ዝሰኣንኩም
ናይ ልቢ ዕረፍቲ ደስታ'ውን ዘይብልኩም፡
ኢየሱስ የድህየኩም ሰላሙ ኪህበኩም
ንክትነብሩ ምስኡ ካብ ኃጢኣት ሃዲምኩም።
ደጋጋሚ፡ ሓዘንካ ንገር ነቦኻ
ሓወይ ግዜ ከይወሰድካ፡
ካብ ኃጢኣት ዓለም ሃዲምካ
ናብ ኣምላካ ጽናዕ ኢኻ።
ልቦም ተሸቢሩ ብሓዘን ዝመልአ
ንሰይጣን ተማሪኾም ነጻነት ዝሰኣኑ፡
ዝፈትሖም ስኢኖም ብሓጢኣቱ ዝተኣስሩ
ንምክፋል ዕዳኦም ካብ ሰማይ ወሪዱ።
ሓወይ ግዜ ከይወሰድካ፡
ካብ ኃጢኣት ዓለም ሃዲምካ
ናብ ኣምላካ ጽናዕ ኢኻ።
ድሕነት ዝሰኣኑ መንገዲ ዚጠፍኦም
ተስፋ ዝቆረጹ ረዳኢ ሲኢኖም፡
ክወርሱ ዝደልዩ ናይ ዘልዓለም ሕይወት
ብኢየሱስ ይረክቡ ናይ ዘለዓለም ምሕረት።
ሓወይ ግዜ ከይወሰድካ፡
ካብ ኃጢኣት ዓለም ሃዲምካ
ናብ ኣምላካ ጽናዕ ኢኻ።
ንጐይታ ፈሊጥኩም ዝተሰናኸልኩም
መስቀሉ ንምጻር ኃይሊ ዝሰኣንኩም፡
ኢየሱስ ይብለኩም ደቀየ ኣጆኹም
ኣነ ምሳኹም'የ ኃይሊ ክህበኩም።
ሓወይ ግዜ ከይወሰድካ፡
ካብ ኃጢኣት ዓለም ሃዲምካ
ናብ ኣምላካ ጽናዕ ኢኻ።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሓዘንካ ንገር ነቦኻ
Hazenka nger neboka
VERSE 1
ብብዝሒ ድኻምኩም ምጽናዕ ዝሰኣንኩም
ናይ ልቢ ዕረፍቲ ደስታ'ውን ዘይብልኩም፡
ኢየሱስ የድህየኩም ሰላሙ ኪህበኩም
ንክትነብሩ ምስኡ ካብ ኃጢኣት ሃዲምኩም።
ደጋጋሚ፡ ሓዘንካ ንገር ነቦኻ
CHORUS
ሓወይ ግዜ ከይወሰድካ፡
ካብ ኃጢኣት ዓለም ሃዲምካ
ናብ ኣምላካ ጽናዕ ኢኻ።
VERSE 2
ልቦም ተሸቢሩ ብሓዘን ዝመልአ
ንሰይጣን ተማሪኾም ነጻነት ዝሰኣኑ፡
ዝፈትሖም ስኢኖም ብሓጢኣቱ ዝተኣስሩ
ንምክፋል ዕዳኦም ካብ ሰማይ ወሪዱ።
CHORUS
ሓወይ ግዜ ከይወሰድካ፡
ካብ ኃጢኣት ዓለም ሃዲምካ
ናብ ኣምላካ ጽናዕ ኢኻ።
VERSE 3
ድሕነት ዝሰኣኑ መንገዲ ዚጠፍኦም
ተስፋ ዝቆረጹ ረዳኢ ሲኢኖም፡
ክወርሱ ዝደልዩ ናይ ዘልዓለም ሕይወት
ብኢየሱስ ይረክቡ ናይ ዘለዓለም ምሕረት።
CHORUS
ሓወይ ግዜ ከይወሰድካ፡
ካብ ኃጢኣት ዓለም ሃዲምካ
ናብ ኣምላካ ጽናዕ ኢኻ።
VERSE 4
ንጐይታ ፈሊጥኩም ዝተሰናኸልኩም
መስቀሉ ንምጻር ኃይሊ ዝሰኣንኩም፡
ኢየሱስ ይብለኩም ደቀየ ኣጆኹም
ኣነ ምሳኹም'የ ኃይሊ ክህበኩም።
CHORUS
ሓወይ ግዜ ከይወሰድካ፡
ካብ ኃጢኣት ዓለም ሃዲምካ
ናብ ኣምላካ ጽናዕ ኢኻ።

