VERSE 1
ብብዝሒ ድኻምኩም ምጽናዕ ዝሰኣንኩም
ናይ ልቢ ዕረፍቲ ደስታ'ውን ዘይብልኩም፡
ኢየሱስ የድህየኩም ሰላሙ ኪህበኩም
ንክትነብሩ ምስኡ ካብ ኃጢኣት ሃዲምኩም።
ደጋጋሚ፡ ሓዘንካ ንገር ነቦኻ