ኃወይ ንኢየሱስካ
Lyrics
ትውልዱ መስትንክር፡ ትንሳኤኡ ተኣምር
ዙፋኑ ጽኑዕ'ዩ ዝተዘርገሐ ኣብ ጠፈር፡
ንዘለዓለም ቅዱስ ምስ ኃጢኣት ዘይኃብር
ብቆላሕታ ዓይኑ ጸላእቱ ዘባርር።
ኃወይ ንኢየሱስካ ሎሚ ዘይትቕበል!
ክሳብ መኣስ ኢኻ ንጥፍኣት ትኹብልል?
ኃፍተይ ንኢየሱስኪ ሎሚ ዘይትቕበሊ!
ክሳብ መኣስ ኢኺ ንጥፍኣት ትኹብልሊ?
ምሕረት ምእንቲ ኪርክብ ሕዝብኻ
ኃጢኣትና ደምሲስካ ሕማም ኣርሕቕ ኢኻ፡
ሕያዋይ ምዃንካ ግለጽ ንባሮትካ
ሕሙማት ኪሐውዩ ብስም'ቲ ወድኻ።
ኃወይ ንኢየሱስካ ሎሚ ዘይትቕበል!
ክሳብ መኣስ ኢኻ ንጥፍኣት ትኹብልል?
ኃፍተይ ንኢየሱስኪ ሎሚ ዘይትቕበሊ!
ክሳብ መኣስ ኢኺ ንጥፍኣት ትኹብልሊ?
ከምቲ ካብቶም ነብያት ቀደም ዝነበርካ
ሎሚ ድማ ጐይታ ኅበር ምስ ባሮትካ፡
ሕያውነትካ ግለጽ፡ ኦ ኃያል ኣምላኽና፡
ብድንጋጼ ልቢ ተቐበል ጸሎትና።
ኃወይ ንኢየሱስካ ሎሚ ዘይትቕበል!
ክሳብ መኣስ ኢኻ ንጥፍኣት ትኹብልል?
ኃፍተይ ንኢየሱስኪ ሎሚ ዘይትቕበሊ!
ክሳብ መኣስ ኢኺ ንጥፍኣት ትኹብልሊ?
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኃወይ ንኢየሱስካ
Hawey neyesuska
VERSE 1
ትውልዱ መስትንክር፡ ትንሳኤኡ ተኣምር
ዙፋኑ ጽኑዕ'ዩ ዝተዘርገሐ ኣብ ጠፈር፡
ንዘለዓለም ቅዱስ ምስ ኃጢኣት ዘይኃብር
ብቆላሕታ ዓይኑ ጸላእቱ ዘባርር።
CHORUS
ኃወይ ንኢየሱስካ ሎሚ ዘይትቕበል!
ክሳብ መኣስ ኢኻ ንጥፍኣት ትኹብልል?
ኃፍተይ ንኢየሱስኪ ሎሚ ዘይትቕበሊ!
ክሳብ መኣስ ኢኺ ንጥፍኣት ትኹብልሊ?
VERSE 2
ምሕረት ምእንቲ ኪርክብ ሕዝብኻ
ኃጢኣትና ደምሲስካ ሕማም ኣርሕቕ ኢኻ፡
ሕያዋይ ምዃንካ ግለጽ ንባሮትካ
ሕሙማት ኪሐውዩ ብስም'ቲ ወድኻ።
CHORUS
ኃወይ ንኢየሱስካ ሎሚ ዘይትቕበል!
ክሳብ መኣስ ኢኻ ንጥፍኣት ትኹብልል?
ኃፍተይ ንኢየሱስኪ ሎሚ ዘይትቕበሊ!
ክሳብ መኣስ ኢኺ ንጥፍኣት ትኹብልሊ?
VERSE 3
ከምቲ ካብቶም ነብያት ቀደም ዝነበርካ
ሎሚ ድማ ጐይታ ኅበር ምስ ባሮትካ፡
ሕያውነትካ ግለጽ፡ ኦ ኃያል ኣምላኽና፡
ብድንጋጼ ልቢ ተቐበል ጸሎትና።
CHORUS
ኃወይ ንኢየሱስካ ሎሚ ዘይትቕበል!
ክሳብ መኣስ ኢኻ ንጥፍኣት ትኹብልል?
ኃፍተይ ንኢየሱስኪ ሎሚ ዘይትቕበሊ!
ክሳብ መኣስ ኢኺ ንጥፍኣት ትኹብልሊ?

