VERSE 1
ትውልዱ መስትንክር፡ ትንሳኤኡ ተኣምር
ዙፋኑ ጽኑዕ'ዩ ዝተዘርገሐ ኣብ ጠፈር፡
ንዘለዓለም ቅዱስ ምስ ኃጢኣት ዘይኃብር
ብቆላሕታ ዓይኑ ጸላእቱ ዘባርር።