ጎይታይ ኣብ ሕቕፎኻ
Lyrics
ኣነ’ሞ ከመይ’ለ ካብ ቤትካ ክኩብልል
ከም ዓሳ ብዘይ ባሕሪ ሕይወተይ ዝምሰል
እንታይ’ከ እንታይ እንታይ ምኾንኩ እንድዒ
ቃንዛ ዉሽጢ ልበይ ኣይምረከበን ሰማዒ
ስለዚ ይሕሸኒ ጎይታይ ኣብ ሕቕፎኻ
ኣበይ'ከ ክረክብ ዝመስል ንዓኻ (2)
ንጉስ እንተበልኩኻ ናይ ማዓሙቕ ልበይ
እዝስ ዉሒዱካ ዝያድኡ ኢኻ ንዓይ
ዓቅመይ ደሪቱኒ ንዉዕለትካ ከዘንቱ
ሓሳብ ስኢነሉ ንሰናይካ ነናቱ
ኦ ጎይታይ ዘልኣለም ንጉስ ናይ ነገስታት
ከማኻ’ስ ኣይርከብን ዕዉት ካብ ዕዉታት(2)
መን’ዩ ካብ ዓይንኻ ንኻልኢት ዝኽወል
መንከ’ዩ ኣብ ቅድሜኻ ብድፍረት ደው ዝብል
ኣነ’ስ መሪጸካ ክትከዉን ጠበቓይ
በሰር ዓይኒ ክትኣሊ ደላዪ ጽቡቀይ
ኣሚነ መሪጸካ ናተይ ክትኮነለይ
ሕይወተይ ወፊየልካ ምሉእ መዋእለይ(2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ጎይታይ ኣብ ሕቕፎኻ
Goytay ab hqfoka
VERSE 1
ኣነ’ሞ ከመይ’ለ ካብ ቤትካ ክኩብልል
ከም ዓሳ ብዘይ ባሕሪ ሕይወተይ ዝምሰል
እንታይ’ከ እንታይ እንታይ ምኾንኩ እንድዒ
ቃንዛ ዉሽጢ ልበይ ኣይምረከበን ሰማዒ
CHORUS
ስለዚ ይሕሸኒ ጎይታይ ኣብ ሕቕፎኻ
ኣበይ'ከ ክረክብ ዝመስል ንዓኻ (2)
VERSE 2
ንጉስ እንተበልኩኻ ናይ ማዓሙቕ ልበይ
እዝስ ዉሒዱካ ዝያድኡ ኢኻ ንዓይ
ዓቅመይ ደሪቱኒ ንዉዕለትካ ከዘንቱ
ሓሳብ ስኢነሉ ንሰናይካ ነናቱ
CHORUS
ኦ ጎይታይ ዘልኣለም ንጉስ ናይ ነገስታት
ከማኻ’ስ ኣይርከብን ዕዉት ካብ ዕዉታት(2)
VERSE 3
መን’ዩ ካብ ዓይንኻ ንኻልኢት ዝኽወል
መንከ’ዩ ኣብ ቅድሜኻ ብድፍረት ደው ዝብል
ኣነ’ስ መሪጸካ ክትከዉን ጠበቓይ
በሰር ዓይኒ ክትኣሊ ደላዪ ጽቡቀይ
CHORUS
ኣሚነ መሪጸካ ናተይ ክትኮነለይ
ሕይወተይ ወፊየልካ ምሉእ መዋእለይ(2)