Loading Projector Mode…
VERSE 1
ኣነ’ሞ ከመይ’ለ ካብ ቤትካ ክኩብልል
ከም ዓሳ ብዘይ ባሕሪ ሕይወተይ ዝምሰል
እንታይ’ከ እንታይ እንታይ ምኾንኩ እንድዒ
ቃንዛ ዉሽጢ ልበይ ኣይምረከበን ሰማዒ