ጎይታ ይኽበር
Lyrics
እግዚኣብሔር ኩሉ ግዜ ምሳይ'ዩ ኣይናወጽንየ
ወትሩ ቅድመይ ሓሓሊፉ የስልጠለይ ኣይፈርሕንየ
መሪሑ እንድዩ ኣብዚ ኣብጺሑኒ ምስ ኩሉ ሓጥያተይ
በኣይ ክኸብር እንድዩ ደልዩ ጎይታ ይኽበረለይ(2)
ደው ኢለ ኣብ ቅድሚኡ አንሆ እምስክር
ብመንፈሱ ተደሪኸ ንዑ የመስግን
ኣመስጊነ ኣይጸግቦን እየ
ከም ዘይተገብረለይ ኣየማርርንየ(2)
ንኽብሩ እወ ክዝምር ተዓዲለ
እግዚኣብሂር ኢለ ክጽውዕ ኣፈይ ከፊተ ኣፈይ ከፊተ(2)
ተዓዲለ(4) ኣመስጊነ(4)
ምቅሊተይ ሒዘ ምስ ረሓቅኩ
ክንደይ'ከ ክኸፍእ እዩ ንዙሩግ ሂወት ተበገስኩ (2)
ዘለኒ ወዲኤ ተስፋ ምስ ቆረጽኩ
ነቲ ሕያዋይ ጋሳ እወ ዘከርኩ
የእዳወ እወ ዘርጊሕወን ተሓጊሱ(2)
ተኣማሚነ ኣላኹ እነ ኣብ ምሕረቱ
ኣብ ዝኸድኩ ከይደ እውን እየ ናቱ(4)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ጎይታ ይኽበር
Goyta Ykber
VERSE 1
እግዚኣብሔር ኩሉ ግዜ ምሳይ'ዩ ኣይናወጽንየ
ወትሩ ቅድመይ ሓሓሊፉ የስልጠለይ ኣይፈርሕንየ
መሪሑ እንድዩ ኣብዚ ኣብጺሑኒ ምስ ኩሉ ሓጥያተይ
በኣይ ክኸብር እንድዩ ደልዩ ጎይታ ይኽበረለይ(2)
Chorus
ደው ኢለ ኣብ ቅድሚኡ አንሆ እምስክር
ብመንፈሱ ተደሪኸ ንዑ የመስግን
ኣመስጊነ ኣይጸግቦን እየ
ከም ዘይተገብረለይ ኣየማርርንየ(2)
Chorus
ንኽብሩ እወ ክዝምር ተዓዲለ
እግዚኣብሂር ኢለ ክጽውዕ ኣፈይ ከፊተ ኣፈይ ከፊተ(2)
ተዓዲለ(4) ኣመስጊነ(4)
Verse
ምቅሊተይ ሒዘ ምስ ረሓቅኩ
ክንደይ'ከ ክኸፍእ እዩ ንዙሩግ ሂወት ተበገስኩ (2)
ዘለኒ ወዲኤ ተስፋ ምስ ቆረጽኩ
ነቲ ሕያዋይ ጋሳ እወ ዘከርኩ
የእዳወ እወ ዘርጊሕወን ተሓጊሱ(2)
Outro
ተኣማሚነ ኣላኹ እነ ኣብ ምሕረቱ
ኣብ ዝኸድኩ ከይደ እውን እየ ናቱ(4)