ገጽ ምሕረት
Lyrics
ንዓኻ ዝረኣየ ኦ መሓሪ
ን ኣቦ ዝርኢ መስተውዓሊ
ገጽ ምሕረትካ ኣርእየና
ክንሓዊ ክንነጽሕ ክንድሕን ድማ ኢና
ኦ መሓሪ ኣቦ ምሓረና
ትኩር ቆላሕታ ፍቅርኻ
ንዘኬዎስ ማቴዎስ ካብ ባርነት ዘላቀቀ
ነታ ዘማዊት ማርያም መግደላዊት
ሓጎስ ካብ ሰብ ዝተፈጥረ
ካብ ምድላይ ነጻ ዝገበረ
ንጴጥሮስ ብኽሕደቱ ዘንብዐ
ህያብ ኣምላኽ እንተ ትፈልጢ
ነታ ሳምራዊት ሰበይቲ ዝተዛረብካዮ
ቃልካ እዩ መሓሪ ኣቦ ሕጂ ውን መሓረና(2)
ቅጽበታዊ እዩ ንደላዪ ምሕረት መሓሪ እዩ ኣቦና
ዝግለጽ ዘይረኤ ኣቦ ዝርኤ ገጽ ኣምላኽና
እኖና ቤት ክርስትያን ናይቲ ዝተንስኤን ዝኸበረን
ዝርኤ ገጽካ ትኹን እየሱስ
ትኩር ቆላሕታ ፍቅርኻ
ንዘኬዎስ ማቴዎስ ካብ ባርነት ዘላቀቀ
ነታ ዘማዊት ማርያም መግደላዊት
ሓጎስ ካብ ሰብ ዝተፈጥረ
ካብ ምድላይ ነጻ ዝገበረ
ንጴጥሮስ ብኽሕደቱ ዘንብዐ
ህያብ ኣምላኽ እንተ ትፈልጢ
ነታ ሳምራዊት ሰበይቲ ዝተዛረብካዮ
ቃልካ እዩ መሓሪ ኣቦ ሕጂ ውን መሓረና(2)
ኣብ ድንቁርናን ጌጋን ንዘለዋ ነብሳት
ድንጋጸን ሓልዮትን ክስምዐን
ንኣገልጋሊኻ ብድኻም ምኻድ ዝደለኻ
ፍጹም ብምሕረት የለን ዝመስለካ
የለን(4) ዝመስለካ (2)
ብናይ ምሕረት ምልኣት ጸጋ
ቤተ ክርስትያን ሓድሳ
ንድኻታት ወንጌል ከተበስር
ሓርነት ክትእውጅ ብርሃን ክትከውን
ብቅብኣት መንፈስ ቅዱስ ምልኣያ
ኦ መሓሪ ኣቦ ምሓረና ምሓረና(2)
ኣደ ምሕረት እያ ድንግል ማርያም
ኣብነት ንዓና ብጸጋ ብምሕረት(4)
ንዓኻ ምስ አግዚኣብሔር ኣቦን መንፈስ ቅዱስን
እትነብር ተመስገን ንዘልኣለም ኣለም
ስግደት ኣምልኾ ውዳሴ ንዓኻ ይኹን
ኦ መሓሪ ኣቦ መሓረና ኣሜን
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ገጽ ምሕረት
Gets Mhret
VERSE 1
ንዓኻ ዝረኣየ ኦ መሓሪ
ን ኣቦ ዝርኢ መስተውዓሊ
ገጽ ምሕረትካ ኣርእየና
ክንሓዊ ክንነጽሕ ክንድሕን ድማ ኢና
ኦ መሓሪ ኣቦ ምሓረና
CHORUS
ትኩር ቆላሕታ ፍቅርኻ
ንዘኬዎስ ማቴዎስ ካብ ባርነት ዘላቀቀ
ነታ ዘማዊት ማርያም መግደላዊት
ሓጎስ ካብ ሰብ ዝተፈጥረ
ካብ ምድላይ ነጻ ዝገበረ
ንጴጥሮስ ብኽሕደቱ ዘንብዐ
ህያብ ኣምላኽ እንተ ትፈልጢ
ነታ ሳምራዊት ሰበይቲ ዝተዛረብካዮ
ቃልካ እዩ መሓሪ ኣቦ ሕጂ ውን መሓረና(2)
VERSE 2
ቅጽበታዊ እዩ ንደላዪ ምሕረት መሓሪ እዩ ኣቦና
ዝግለጽ ዘይረኤ ኣቦ ዝርኤ ገጽ ኣምላኽና
እኖና ቤት ክርስትያን ናይቲ ዝተንስኤን ዝኸበረን
ዝርኤ ገጽካ ትኹን እየሱስ
CHORUS
ትኩር ቆላሕታ ፍቅርኻ
ንዘኬዎስ ማቴዎስ ካብ ባርነት ዘላቀቀ
ነታ ዘማዊት ማርያም መግደላዊት
ሓጎስ ካብ ሰብ ዝተፈጥረ
ካብ ምድላይ ነጻ ዝገበረ
ንጴጥሮስ ብኽሕደቱ ዘንብዐ
ህያብ ኣምላኽ እንተ ትፈልጢ
ነታ ሳምራዊት ሰበይቲ ዝተዛረብካዮ
ቃልካ እዩ መሓሪ ኣቦ ሕጂ ውን መሓረና(2)
VERSE 3
ኣብ ድንቁርናን ጌጋን ንዘለዋ ነብሳት
ድንጋጸን ሓልዮትን ክስምዐን
ንኣገልጋሊኻ ብድኻም ምኻድ ዝደለኻ
ፍጹም ብምሕረት የለን ዝመስለካ
የለን(4) ዝመስለካ (2)
Verse
ብናይ ምሕረት ምልኣት ጸጋ
ቤተ ክርስትያን ሓድሳ
ንድኻታት ወንጌል ከተበስር
ሓርነት ክትእውጅ ብርሃን ክትከውን
ብቅብኣት መንፈስ ቅዱስ ምልኣያ
ኦ መሓሪ ኣቦ ምሓረና ምሓረና(2)
Verse
ኣደ ምሕረት እያ ድንግል ማርያም
ኣብነት ንዓና ብጸጋ ብምሕረት(4)
VERSE 5
ንዓኻ ምስ አግዚኣብሔር ኣቦን መንፈስ ቅዱስን
እትነብር ተመስገን ንዘልኣለም ኣለም
ስግደት ኣምልኾ ውዳሴ ንዓኻ ይኹን
ኦ መሓሪ ኣቦ መሓረና ኣሜን