ፍቅርኻ ማሪኹኒ
Lyrics
ክንደይ ይጥዕም ድሃይ ድምጽኻ
ክንደይ ይማርኽ ቆላሕታ ዓይንኻ
ክንደይ ይብርትዕ ሃልሃልታ ፍቅርኻ
ክንደይ የሕምም ምፍላይ ካባኻ
ምቅራብ (2) ይሕሸኒ ኢየሱስ ናባኻ
ምልጋብ (2) ይሕሸኒ ኢየሱስ ናባኻ
ፍቅርኻ (2) ማሪኹኒ
ፍቅርኻ (2) ማሪኹኒ
ኣጥቢቁ ሒዙኒ ልበይ መሊኹኒ
ካብ ቤትካ ከይርሕቅ ጸጋኻ ጥዒሙኒ
ኣጥቢቁ ሒዙኒ ልበይ መሊኹኒ
ካብ ቤትካ ከይርሕቅ ጸጋኻ ጥዒሙኒ
ፍትወይ ኣእዳውካ ይድረዛኒ
ኢየሱሰይ ኣእጋርካ ይብጽሓኒ
ጎይታየ ኣብ ውሽጠይ ተዛረበኒ
ኣበይ ከም ትውዕል ንገረኒ
ክኸይድ (2) ምሳኻ
ክዓግብ (2) ብኣኻ
ክኸይድ (2) ምሳኻ
ክዓግብ (2) ብኣኻ
ፍቅርኻ (2) ማሪኹኒ
ፍቅርኻ (2) ማሪኹኒ
ኣጥቢቁ ሒዙኒ ልበይ መሊኹኒ
ካብ ቤትካ ከይርሕቅ ጸጋኻ ጥዒሙኒ
ኣጥቢቁ ሒዙኒ ልበይ መሊኹኒ
ካብ ቤትካ ከይርሕቅ ጸጋኻ ጥዒሙኒ
ብናይ ፍቕሪ ድምጺ ጸውዓኒ
ብገመድ ፍቅርኻ ሰሓበኒ
ኣብ ጽምዋ በይነይ ርኸበኒ
ኢየሱሰይ ናይ ልበይ ኣዛርበኒ
ኣብ በረኻ ምሳኻ ክውዕል
ብሓጎስ ልበይ ከዕልል
ኣብ በረኻ ምሳኻ ክውዕል
ብሓጎስ ልበይ ከዕልል
ፍቅርኻ (2) ማሪኹኒ
ፍቅርኻ (2) ማሪኹኒ
ኣጥቢቁ ሒዙኒ ልበይ መሊኹኒ
ካብ ቤትካ ከይርሕቅ ጸጋኻ ጥዒሙኒ
ኣጥቢቁ ሒዙኒ ልበይ መሊኹኒ
ካብ ቤትካ ከይርሕቅ ጸጋኻ ጥዒሙኒ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ፍቅርኻ ማሪኹኒ
Fqrka Marikuni
Verse 1
ክንደይ ይጥዕም ድሃይ ድምጽኻ
ክንደይ ይማርኽ ቆላሕታ ዓይንኻ
ክንደይ ይብርትዕ ሃልሃልታ ፍቅርኻ
ክንደይ የሕምም ምፍላይ ካባኻ
ምቅራብ (2) ይሕሸኒ ኢየሱስ ናባኻ
ምልጋብ (2) ይሕሸኒ ኢየሱስ ናባኻ
Chorus
ፍቅርኻ (2) ማሪኹኒ
ፍቅርኻ (2) ማሪኹኒ
ኣጥቢቁ ሒዙኒ ልበይ መሊኹኒ
ካብ ቤትካ ከይርሕቅ ጸጋኻ ጥዒሙኒ
ኣጥቢቁ ሒዙኒ ልበይ መሊኹኒ
ካብ ቤትካ ከይርሕቅ ጸጋኻ ጥዒሙኒ
Verse 2
ፍትወይ ኣእዳውካ ይድረዛኒ
ኢየሱሰይ ኣእጋርካ ይብጽሓኒ
ጎይታየ ኣብ ውሽጠይ ተዛረበኒ
ኣበይ ከም ትውዕል ንገረኒ
ክኸይድ (2) ምሳኻ
ክዓግብ (2) ብኣኻ
ክኸይድ (2) ምሳኻ
ክዓግብ (2) ብኣኻ
Chorus
ፍቅርኻ (2) ማሪኹኒ
ፍቅርኻ (2) ማሪኹኒ
ኣጥቢቁ ሒዙኒ ልበይ መሊኹኒ
ካብ ቤትካ ከይርሕቅ ጸጋኻ ጥዒሙኒ
ኣጥቢቁ ሒዙኒ ልበይ መሊኹኒ
ካብ ቤትካ ከይርሕቅ ጸጋኻ ጥዒሙኒ
Verse 3
ብናይ ፍቕሪ ድምጺ ጸውዓኒ
ብገመድ ፍቅርኻ ሰሓበኒ
ኣብ ጽምዋ በይነይ ርኸበኒ
ኢየሱሰይ ናይ ልበይ ኣዛርበኒ
ኣብ በረኻ ምሳኻ ክውዕል
ብሓጎስ ልበይ ከዕልል
ኣብ በረኻ ምሳኻ ክውዕል
ብሓጎስ ልበይ ከዕልል
Chorus
ፍቅርኻ (2) ማሪኹኒ
ፍቅርኻ (2) ማሪኹኒ
ኣጥቢቁ ሒዙኒ ልበይ መሊኹኒ
ካብ ቤትካ ከይርሕቅ ጸጋኻ ጥዒሙኒ
ኣጥቢቁ ሒዙኒ ልበይ መሊኹኒ
ካብ ቤትካ ከይርሕቅ ጸጋኻ ጥዒሙኒ

