Verse 1
ክንደይ ይጥዕም ድሃይ ድምጽኻ
ክንደይ ይማርኽ ቆላሕታ ዓይንኻ
ክንደይ ይብርትዕ ሃልሃልታ ፍቅርኻ
ክንደይ የሕምም ምፍላይ ካባኻ
ምቅራብ (2) ይሕሸኒ ኢየሱስ ናባኻ
ምልጋብ (2) ይሕሸኒ ኢየሱስ ናባኻ