ፍቕርኻስ ፍሉይ'ዩ
Lyrics
ምስ ኩሉ ሓጥያተይ ኣይተሓሰምካንን
ንቤትካ ኣርኪሰ ውን ኣይኮነንካንን
ኣብ ዙፋን መቕደስካ ሓንጎፋይ ኢልካኒ
ብደምካን ዓጽምኻን ደጊም ሓዲስካኒ
ፍቕርኻስ ፍሉይ'ዩ (2)
ለውሃትካስ ፍሉይ'ዩ (2)
ፍቕርኻስ ዓሚቕ'ዩ (2)
ልውሃትካስ በይኑ'ዩ (2)
ማዕበል ተበርትዐ ንፋስ ተነፈሰ
ንመርከብ እምነተይ ከጥሕል ተገስገሰ
ባዕልኻ ትገንሖ ንኹሉ ሰጥ ተብሎ
ብቖላሕታ ዓይንኻ ንኹሉ ተርዕዶ
ንስኻስ ሓያል ኢኻ (2)
መስተንክር ግብርታትካ (2)
ጸላእተይ ክጥሕሩኒ ዙርያይ እንተኸበቡ
ካብ በርቂ ዝቕልጥፍ ስምካ ምስ ጸዋዕኩ
በሊሕ ሴፍካ መዚዝካ ትመጽእ ብተሎ
ንጸላእተይ ኣብ ትሕተይ ተድንኖም
ንስኻስ ዕርደይ ኢኻ (2)
ንስኻስ ዋልታይ ኢኻ (2)
ኢየሱሰይ ዕርደይ'ካ (2)
ኢየሱሰይ ዋልታይ ኢኻ (2)
ፍቕርኻ ካብ ወይኒ ዘለላ ዝጠዓመ ኢዩ
እቲ ቅብእኻ ዝፈስስ ምኡዝ ሽቶ ኣለዎ
ኣዕኑድካ ብሩር ኢዩ መጸግዒኻ ወርቂ
መግለጺ ስኢነሉስ እቲ ናትካ ፍቕሪ
ኣምልኾ ይግበኣካ'ዩ (2)
ስግደት ይግበኣካ ኢዩ (2)
ናይ ገነት ዓይኒ ማይ'ኻ (2)
ወሓዚ ሩባ ዛራ ኢኻ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ፍቕርኻስ ፍሉይ'ዩ
Fqrika fuluy eyu
VERSE 1
ምስ ኩሉ ሓጥያተይ ኣይተሓሰምካንን
ንቤትካ ኣርኪሰ ውን ኣይኮነንካንን
ኣብ ዙፋን መቕደስካ ሓንጎፋይ ኢልካኒ
ብደምካን ዓጽምኻን ደጊም ሓዲስካኒ
CHORUS
ፍቕርኻስ ፍሉይ'ዩ (2)
ለውሃትካስ ፍሉይ'ዩ (2)
ፍቕርኻስ ዓሚቕ'ዩ (2)
ልውሃትካስ በይኑ'ዩ (2)
VERSE 2
ማዕበል ተበርትዐ ንፋስ ተነፈሰ
ንመርከብ እምነተይ ከጥሕል ተገስገሰ
ባዕልኻ ትገንሖ ንኹሉ ሰጥ ተብሎ
ብቖላሕታ ዓይንኻ ንኹሉ ተርዕዶ
CHORUS
ንስኻስ ሓያል ኢኻ (2)
መስተንክር ግብርታትካ (2)
VERSE 3
ጸላእተይ ክጥሕሩኒ ዙርያይ እንተኸበቡ
ካብ በርቂ ዝቕልጥፍ ስምካ ምስ ጸዋዕኩ
በሊሕ ሴፍካ መዚዝካ ትመጽእ ብተሎ
ንጸላእተይ ኣብ ትሕተይ ተድንኖም
CHORUS
ንስኻስ ዕርደይ ኢኻ (2)
ንስኻስ ዋልታይ ኢኻ (2)
ኢየሱሰይ ዕርደይ'ካ (2)
ኢየሱሰይ ዋልታይ ኢኻ (2)
VERSE 4
ፍቕርኻ ካብ ወይኒ ዘለላ ዝጠዓመ ኢዩ
እቲ ቅብእኻ ዝፈስስ ምኡዝ ሽቶ ኣለዎ
ኣዕኑድካ ብሩር ኢዩ መጸግዒኻ ወርቂ
መግለጺ ስኢነሉስ እቲ ናትካ ፍቕሪ
CHORUS
ኣምልኾ ይግበኣካ'ዩ (2)
ስግደት ይግበኣካ ኢዩ (2)
ናይ ገነት ዓይኒ ማይ'ኻ (2)
ወሓዚ ሩባ ዛራ ኢኻ (2)