Loading Projector Mode…
VERSE 1
ምስ ኩሉ ሓጥያተይ ኣይተሓሰምካንን
ንቤትካ ኣርኪሰ ውን ኣይኮነንካንን
ኣብ ዙፋን መቕደስካ ሓንጎፋይ ኢልካኒ
ብደምካን ዓጽምኻን ደጊም ሓዲስካኒ