እግዚኣብሔር ዓቢ ነገር ጌሩለይ
Lyrics
ኣእምሮይ ተሸጊሩ ጽልግልግ ኢልዎ ስኢኑ ሰላም
ኣዒንተይ እውን ተጎልቢቡ ጸላም
ንስኻ ንዓይ ሰላመይ ትሓልየላ ተሕንቅቓ ነብሰይ
ባህ ኢልዋ እታ ሂወተይ እተፍቅራ ኢየሱስ ልዕለይ
እግዚኣብሔር ዓቢ ነገር ጌሩለይ
እግዚኣብሔር መሪጽዋ ንነብሰይ
እግዚኣብሔር ሰናይ ነገር ጌሩለይ
እግዚኣብሔር መንገደይ መድሚዱለይ ኣሰይ
ብሕማቕ ተግባረተይ ኣቖጢዐካ ከለኹስ መሊስካዮ ሕቶይ
ከም ግብረይ ዘይኮነ ዘኒንካዮ ቑስለይ
እንከለኹ ሓጢኣተኛ ከይዝኽትም ትኣባብደኒ
ኣብ ጽላል ኣኽናፍካ ድማ ጎይታ ተዕቁበኒ
እግዚኣብሔር ዓቢ ነገር ጌሩለይ
እግዚኣብሔር መሪጽዋ ንነብሰይ
እግዚኣብሔር ሰናይ ነገር ጌሩለይ
እግዚኣብሔር መንገደይ መድሚዱለይ ኣሰይ
ኣብቲ ኣጻምእ ምድረበዳ ይጭነቕ ይሕእስብ በይነይ ይመስለኒ
ይነብዕ ይሓዝን ሓይለይ ደኺሙኒ
ንስኻ ኣብቲ ምዱብ ግዜ ባዕልኻ እትምልሰለይ
ዉሉደይ ናተይ እናበልካ ተህድኣ ንነፍሰይ
እግዚኣብሔር ዓቢ ነገር ጌሩለይ
እግዚኣብሔር መሪጽዋ ንነብሰይ
እግዚኣብሔር ሰናይ ነገር ጌሩለይ
እግዚኣብሔር መንገደይ መድሚዱለይ ኣሰይ
ገሊኣቶም ኣብቲ ሓይሎም
ገሊኣቶም ኣብ ገንዘቦም
ገለ ድማ ኣብ ቅልጽሞም
ገለ እውን ኣብ ንብረቶም
ኣነ ግና(4) ኣነ ግና ኣብ ኢየሱስ'የ ዝውከል
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
እግዚኣብሔር ዓቢ ነገር ጌሩለይ
Egziabhier abi neger gieruley
VERSE 1
ኣእምሮይ ተሸጊሩ ጽልግልግ ኢልዎ ስኢኑ ሰላም
ኣዒንተይ እውን ተጎልቢቡ ጸላም
ንስኻ ንዓይ ሰላመይ ትሓልየላ ተሕንቅቓ ነብሰይ
ባህ ኢልዋ እታ ሂወተይ እተፍቅራ ኢየሱስ ልዕለይ
CHORUS
እግዚኣብሔር ዓቢ ነገር ጌሩለይ
እግዚኣብሔር መሪጽዋ ንነብሰይ
እግዚኣብሔር ሰናይ ነገር ጌሩለይ
እግዚኣብሔር መንገደይ መድሚዱለይ ኣሰይ
VERSE 2
ብሕማቕ ተግባረተይ ኣቖጢዐካ ከለኹስ መሊስካዮ ሕቶይ
ከም ግብረይ ዘይኮነ ዘኒንካዮ ቑስለይ
እንከለኹ ሓጢኣተኛ ከይዝኽትም ትኣባብደኒ
ኣብ ጽላል ኣኽናፍካ ድማ ጎይታ ተዕቁበኒ
CHORUS
እግዚኣብሔር ዓቢ ነገር ጌሩለይ
እግዚኣብሔር መሪጽዋ ንነብሰይ
እግዚኣብሔር ሰናይ ነገር ጌሩለይ
እግዚኣብሔር መንገደይ መድሚዱለይ ኣሰይ
VERSE 3
ኣብቲ ኣጻምእ ምድረበዳ ይጭነቕ ይሕእስብ በይነይ ይመስለኒ
ይነብዕ ይሓዝን ሓይለይ ደኺሙኒ
ንስኻ ኣብቲ ምዱብ ግዜ ባዕልኻ እትምልሰለይ
ዉሉደይ ናተይ እናበልካ ተህድኣ ንነፍሰይ
CHORUS
እግዚኣብሔር ዓቢ ነገር ጌሩለይ
እግዚኣብሔር መሪጽዋ ንነብሰይ
እግዚኣብሔር ሰናይ ነገር ጌሩለይ
እግዚኣብሔር መንገደይ መድሚዱለይ ኣሰይ
OUTRO
ገሊኣቶም ኣብቲ ሓይሎም
ገሊኣቶም ኣብ ገንዘቦም
ገለ ድማ ኣብ ቅልጽሞም
ገለ እውን ኣብ ንብረቶም
ኣነ ግና(4) ኣነ ግና ኣብ ኢየሱስ'የ ዝውከል