Loading Projector Mode…
VERSE 1
ኣእምሮይ ተሸጊሩ ጽልግልግ ኢልዎ ስኢኑ ሰላም
ኣዒንተይ እውን ተጎልቢቡ ጸላም
ንስኻ ንዓይ ሰላመይ ትሓልየላ ተሕንቅቓ ነብሰይ
ባህ ኢልዋ እታ ሂወተይ እተፍቅራ ኢየሱስ ልዕለይ