ደንግጸለይ
Lyrics
ነዓይ ክትባርኽ ካብ ኣርያም ዝወረድካ
ሂወት ክትህበኒ ካብ ድንግል ተወለድካ
ትሕትና ክተምህረኒ ብዕርቃን ዝዓበኻ
ምእንቲ ድሕነተይ በጃ ዝሓለፍካ
ደንግጸለይ (2) ራሕራሓለይ
ደንግጸለይ ንዓይ ድኹም ባርያኻ
ብለውሃት ትምህራ(2)
ምእንቲ ከይጠልመካ መንገዲ ዘርኣኻኒ
ብሂወት ክነብር ዝተበጀኻኒ
ኣቤትካ ክነብር ዘኽኣልካኒ
ብቅዱስ ፍቃድካ ሃዋርያ ቀባካኒ
ራሕራሓለይ (2) ደንግጸለይ(2)
ንዓይ ድኹም ባርያኻ
ብለውሃት ትምህራ(2)
ካብ ባርነት ሓጥያት ሓራ ዘውጻካኒ
ነቲ ዕቡይ ጸላኢ ብእግረይ ዘርገጽካኒ
ንሕምምቲ ነብሲ ዝፈወስካ
ብትንሳኤኻ ብርሃን ዝኾላካ
ደንግጸለይ (3) ራሕራሓለይ
ንዓይ ድኹም ባርያኻ
ብለውሃት ትምህራ(2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ደንግጸለይ
Dengtseley
VERSE 1
ነዓይ ክትባርኽ ካብ ኣርያም ዝወረድካ
ሂወት ክትህበኒ ካብ ድንግል ተወለድካ
ትሕትና ክተምህረኒ ብዕርቃን ዝዓበኻ
ምእንቲ ድሕነተይ በጃ ዝሓለፍካ
CHORUS
ደንግጸለይ (2) ራሕራሓለይ
ደንግጸለይ ንዓይ ድኹም ባርያኻ
ብለውሃት ትምህራ(2)
VERSE 2
ምእንቲ ከይጠልመካ መንገዲ ዘርኣኻኒ
ብሂወት ክነብር ዝተበጀኻኒ
ኣቤትካ ክነብር ዘኽኣልካኒ
ብቅዱስ ፍቃድካ ሃዋርያ ቀባካኒ
CHORUS
ራሕራሓለይ (2) ደንግጸለይ(2)
ንዓይ ድኹም ባርያኻ
ብለውሃት ትምህራ(2)
VERSE 3
ካብ ባርነት ሓጥያት ሓራ ዘውጻካኒ
ነቲ ዕቡይ ጸላኢ ብእግረይ ዘርገጽካኒ
ንሕምምቲ ነብሲ ዝፈወስካ
ብትንሳኤኻ ብርሃን ዝኾላካ
CHORUS
ደንግጸለይ (3) ራሕራሓለይ
ንዓይ ድኹም ባርያኻ
ብለውሃት ትምህራ(2)