ብስራት ሰሚዐ
Lyrics
ብስራት ሰሚዐ ድምጺ እፎይታ
እዝምር ሓቢረ ንኽብሪ ጎይታ
ንብዓት ጀለምታይ ንሓጎስ ተቀይሩ
እዘልል ብእልልታ ኣሰይ(4) ውዳሴይ ሰሚሩ
ሃሌ ሃሌሉያ ክብል ተመሪጸ
ሕርየት ካብ ረኸብኩ ዘዝበለጸ (2)
ጎይታየ ኣውታራትካ ክቃኒ
ጎይታየ ውዕለትካ ከውሪ
ተኸፊልለይ እዩ ክቡር ዋጋ
እንታይ ዘይረኸብኩ ህያብዩ ህያብ ህያብዩ ክቡር ጸጋ
ኣኽራን አንክድይብ ተሳልየኒ
ሲኦል አንክወርድ ተውጽኣኒ
ከምቲ ህያው ቃልካ ንሰማይ ዘጽንዖ
ፈቃር ሕሹኽታካ ንልበይ የዕብዮ (2)
ብስራት ሰሚዐ ድምጺ እፎይታ
እዝምር ሓቢረ ንኽብሪ ጎይታ
ንብዓት ጀለምታይ ንሓጎስ ተቀይሩ
እዘልል ብእልልታ ኣሰይ(4) ውዳሴይ ሰሚሩ
ሃሌ ሃሌሉያ ክብል ተመሪጸ
ሕርየት ካብ ረኸብኩ ዘዝበለጸ (2)
ጎይታየ ኣውታራትካ ክቃኒ
ጎይታየ ውዕለትካ ከውሪ
ተኸፊልለይ እዩ ክቡር ዋጋ
እንታይ ዘይረኸብኩ ህያብዩ ህያብ ህያብዩ ክቡር ጸጋ
ደባን ታሪኽ ሂወተይ ተለዊጡ
ከቢድ ድነ ሓትያተይ ተቀንጢጡ
ሂወተይ ብጸጋኻ ምስጋና መሊኡ
ውሽታዊ ሰላመይ በኣኻ ዓጊቡ
ኣሜን ኣሰይ(2) ማራናታ ኢለ ሸብሺበሉ
ድምጸይ ዓው ኣቢለ ክቃንየሉ
ሃሌሉያ (6)
ኣምላኽና ንወድሶ ኣምላኽና ንመጉሶ
ንልብና ዝቐደሶ ንታሪኽና ዘሐደሶ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ብስራት ሰሚዐ
Bsrat Semie
CHORUS
ብስራት ሰሚዐ ድምጺ እፎይታ
እዝምር ሓቢረ ንኽብሪ ጎይታ
ንብዓት ጀለምታይ ንሓጎስ ተቀይሩ
እዘልል ብእልልታ ኣሰይ(4) ውዳሴይ ሰሚሩ
CHORUS
ሃሌ ሃሌሉያ ክብል ተመሪጸ
ሕርየት ካብ ረኸብኩ ዘዝበለጸ (2)
ጎይታየ ኣውታራትካ ክቃኒ
ጎይታየ ውዕለትካ ከውሪ
ተኸፊልለይ እዩ ክቡር ዋጋ
እንታይ ዘይረኸብኩ ህያብዩ ህያብ ህያብዩ ክቡር ጸጋ
VERSE 1
ኣኽራን አንክድይብ ተሳልየኒ
ሲኦል አንክወርድ ተውጽኣኒ
ከምቲ ህያው ቃልካ ንሰማይ ዘጽንዖ
ፈቃር ሕሹኽታካ ንልበይ የዕብዮ (2)
CHORUS
ብስራት ሰሚዐ ድምጺ እፎይታ
እዝምር ሓቢረ ንኽብሪ ጎይታ
ንብዓት ጀለምታይ ንሓጎስ ተቀይሩ
እዘልል ብእልልታ ኣሰይ(4) ውዳሴይ ሰሚሩ
CHORUS
ሃሌ ሃሌሉያ ክብል ተመሪጸ
ሕርየት ካብ ረኸብኩ ዘዝበለጸ (2)
ጎይታየ ኣውታራትካ ክቃኒ
ጎይታየ ውዕለትካ ከውሪ
ተኸፊልለይ እዩ ክቡር ዋጋ
እንታይ ዘይረኸብኩ ህያብዩ ህያብ ህያብዩ ክቡር ጸጋ
VERSE 2
ደባን ታሪኽ ሂወተይ ተለዊጡ
ከቢድ ድነ ሓትያተይ ተቀንጢጡ
ሂወተይ ብጸጋኻ ምስጋና መሊኡ
ውሽታዊ ሰላመይ በኣኻ ዓጊቡ
Outro
ኣሜን ኣሰይ(2) ማራናታ ኢለ ሸብሺበሉ
ድምጸይ ዓው ኣቢለ ክቃንየሉ
ሃሌሉያ (6)
Outro
ኣምላኽና ንወድሶ ኣምላኽና ንመጉሶ
ንልብና ዝቐደሶ ንታሪኽና ዘሐደሶ (2)