ቤትካ ሰላመይ'ዩ
Lyrics
ዓቕለይ ጸቢቡኒ ካብ ዓቐን ክሽገር
ነፍሰይ ኣዋዲቐ ኣትየ ኣብ መዋጥር
ንስኻ ግን ኢየሱስ ሰዲድካለይ ኢድካ
ስሒብካ ኣውጺእካኒ ዉሉደይ እንዳ በልካ (2)
ቤትካ ሰላመይ'ዩ ፡ ቤትካስ ዕረፍተይ'ዩ ፡ ቤትካስ ኩሉ'ዩ
ስለዚ ጎይታይ ከምልኸካ ፡ ወሲነ (2) ክነብር ምሳኻ
ንዘልዓለም ኢየሱስ ኣብ ሑቕፎኻ
ተግባረይ ከፊኡ መርገም በዚሑኒ
ሴፎም እናመዘዙ ሰባት ከጥፍኡኒ
ዘርሞ ዘርሞ ኮይነ ከይርሕቕ ካብ ቤትካ
ፈቃር አየሱስይ ምጻእ ሓደራኻ (2)
ቤትካ ሰላመይ'ዩ ፡ ቤትካስ ዕረፍተይ'ዩ ፡ ቤትካስ ኩሉ'ዩ
ስለዚ ጎይታይ ከምልኸካ ፡ ወሲነ (2) ክነብር ምሳኻ
ንዘልዓለም ኢየሱስ ኣብ ሑቕፎኻ
ብባሕሪ እንተኸድኩ ትጥሕል መርከበይ
ብመሬት እንተኸድኩ ይጠማመር እግረይ
ሓንሳብ ንሓዋሩ መሪጸ ንቤትካ
ብሓጎስ ክነብር ምስቶም ቅዱሳንካ (2)
ቤትካ ሰላመይ'ዩ ፡ ቤትካስ ዕረፍተይ'ዩ ፡ ቤትካስ ኩሉ'ዩ
ስለዚ ጎይታይ ከምልኸካ ፡ ወሲነ (2) ክነብር ምሳኻ
ንዘልዓለም ኢየሱስ ኣብ ሑቕፎኻ
ሎምስ ባህ ኢሉኒ ውሉድካ ምዃነይ
እቲ ዘድልየኒ ኩሉ መሊኡለይ
ንቤትካ መሪጸ ሑቕፎኻ ኢየሱሰይ
ልበይ ተሓጒሱ ኣሜን ኣሰይ ኣሰይ (2)
ቤትካ ሰላመይ'ዩ ፡ ቤትካስ ዕረፍተይ'ዩ ፡ ቤትካስ ኩሉ'ዩ
ስለዚ ጎይታይ ከምልኸካ ፡ ወሲነ (2) ክነብር ምሳኻ
ንዘልዓለም ኢየሱስ ኣብ ሑቕፎኻ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ቤትካ ሰላመይ'ዩ
Bietka selamey iyu
VERSE 1
ዓቕለይ ጸቢቡኒ ካብ ዓቐን ክሽገር
ነፍሰይ ኣዋዲቐ ኣትየ ኣብ መዋጥር
ንስኻ ግን ኢየሱስ ሰዲድካለይ ኢድካ
ስሒብካ ኣውጺእካኒ ዉሉደይ እንዳ በልካ (2)
CHORUS
ቤትካ ሰላመይ'ዩ ፡ ቤትካስ ዕረፍተይ'ዩ ፡ ቤትካስ ኩሉ'ዩ
ስለዚ ጎይታይ ከምልኸካ ፡ ወሲነ (2) ክነብር ምሳኻ
ንዘልዓለም ኢየሱስ ኣብ ሑቕፎኻ
VERSE 2
ተግባረይ ከፊኡ መርገም በዚሑኒ
ሴፎም እናመዘዙ ሰባት ከጥፍኡኒ
ዘርሞ ዘርሞ ኮይነ ከይርሕቕ ካብ ቤትካ
ፈቃር አየሱስይ ምጻእ ሓደራኻ (2)
CHORUS
ቤትካ ሰላመይ'ዩ ፡ ቤትካስ ዕረፍተይ'ዩ ፡ ቤትካስ ኩሉ'ዩ
ስለዚ ጎይታይ ከምልኸካ ፡ ወሲነ (2) ክነብር ምሳኻ
ንዘልዓለም ኢየሱስ ኣብ ሑቕፎኻ
VERSE 3
ብባሕሪ እንተኸድኩ ትጥሕል መርከበይ
ብመሬት እንተኸድኩ ይጠማመር እግረይ
ሓንሳብ ንሓዋሩ መሪጸ ንቤትካ
ብሓጎስ ክነብር ምስቶም ቅዱሳንካ (2)
CHORUS
ቤትካ ሰላመይ'ዩ ፡ ቤትካስ ዕረፍተይ'ዩ ፡ ቤትካስ ኩሉ'ዩ
ስለዚ ጎይታይ ከምልኸካ ፡ ወሲነ (2) ክነብር ምሳኻ
ንዘልዓለም ኢየሱስ ኣብ ሑቕፎኻ
VERSE 4
ሎምስ ባህ ኢሉኒ ውሉድካ ምዃነይ
እቲ ዘድልየኒ ኩሉ መሊኡለይ
ንቤትካ መሪጸ ሑቕፎኻ ኢየሱሰይ
ልበይ ተሓጒሱ ኣሜን ኣሰይ ኣሰይ (2)
CHORUS
ቤትካ ሰላመይ'ዩ ፡ ቤትካስ ዕረፍተይ'ዩ ፡ ቤትካስ ኩሉ'ዩ
ስለዚ ጎይታይ ከምልኸካ ፡ ወሲነ (2) ክነብር ምሳኻ
ንዘልዓለም ኢየሱስ ኣብ ሑቕፎኻ