Loading Projector Mode…
VERSE 1
ዓቕለይ ጸቢቡኒ ካብ ዓቐን ክሽገር
ነፍሰይ ኣዋዲቐ ኣትየ ኣብ መዋጥር
ንስኻ ግን ኢየሱስ ሰዲድካለይ ኢድካ
ስሒብካ ኣውጺእካኒ ዉሉደይ እንዳ በልካ (2)