ብፍቕርኻ ኢና ንነብር
Lyrics
ንዓይኒ ዘፍርሕ ነእምሮ ዘጨንቅ
ዘይሓልፍ ዝመስል አረ ዘይውዳእ
ናይ ዓለም መከራ ግን ኩሉ በኒኑ
እንሆ’ካ ተሰጋጊርና ሓሊፍና
ብፍቅሩ(3) ብፍቅርካ ኢየሱስ(2)
ብፍቕርኻ ኢና ንነብር ኣብ ሕቅፎኻ
ብፍቕርኻ ንመላለስ ብፍቅረካ
በኣኽናፍ ፍርቕኻ ኢና ንሰግሮ
ኣጻምእ ምድረበዳ
ብምጽንናዕካ ኢና ንጸሮ
ምረት ሕሰም መከራ
ካብ ሰልሚ መከራ ኢየሱስ ኣውጺኡና
በቲ ክቡር ደሙ ጌሩ ሓጺቡና
ዘይስገር ዝመስል ሓጹር ኣዝሊሉና
እንሆ’ካ ብደሙ ከቢርና ኣብ ሕቅፉ
ብስሙ(3) ብስሙ እወ ብፍቅሩ(2)
ብፍቕርኻ ኢና ንነብር ኣብ ሕቅፎኻ
ብፍቕርኻ ንመላለስ ብፍቅረካ
በኣኽናፍ ፍርቕኻ ኢና ንሰግሮ
ኣጻምእ ምድረበዳ
ብምጽንናዕካ ኢና ንጸሮ
ምረት ሕሰም መከራ
ነመስግን ነዕልል ኣፍና’ውን ንከፍት
ወዕለቱ ዘኪርና ንክብሩ ክንምስክር
ኣብ ሎሚ ኮይና ንጽባሕ ነመስግን
ከመይ’ሲ እንሆ ኢየሱስ ቀቅድመይ ይሓልፍ
ይመርሕ ቀቅድሜና ይሓልፍ እወ ይመርሕ (2)
ብፍቕርኻ ኢና ንነብር ኣብ ሕቅፎኻ
ብፍቕርኻ ንመላለስ ብፍቅረካ
በኣኽናፍ ፍርቕኻ ኢና ንሰግሮ
ኣጻምእ ምድረበዳ
ብምጽንናዕካ ኢና ንጸሮ
ምረት ሕሰም መከራ
ኣብቲ ሕውስዋስ ሂወት ዘለዎ
ጸራውን መጸብሓ'ውን ዝርከቦ
ማዕበል ንፋሳት ሕብረት ዝዘርጎ
ጉዕዞና ግን(3) ፍቅርካ’ዩ ዝመርሖ
ብፍቕርኻ ኢና ንነብር ኣብ ሕቅፎኻ
ብፍቕርኻ ንመላለስ ብፍቅረካ
በኣኽናፍ ፍርቕኻ ኢና ንሰግሮ
ኣጻምእ ምድረበዳ
ብምጽንናዕካ ኢና ንጸሮ
ምረት ሕሰም መከራ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ብፍቕርኻ ኢና ንነብር
Bfqrka Ina Nnebr
VERSE 1
ንዓይኒ ዘፍርሕ ነእምሮ ዘጨንቅ
ዘይሓልፍ ዝመስል አረ ዘይውዳእ
ናይ ዓለም መከራ ግን ኩሉ በኒኑ
እንሆ’ካ ተሰጋጊርና ሓሊፍና
ብፍቅሩ(3) ብፍቅርካ ኢየሱስ(2)
CHORUS
ብፍቕርኻ ኢና ንነብር ኣብ ሕቅፎኻ
ብፍቕርኻ ንመላለስ ብፍቅረካ
በኣኽናፍ ፍርቕኻ ኢና ንሰግሮ
ኣጻምእ ምድረበዳ
ብምጽንናዕካ ኢና ንጸሮ
ምረት ሕሰም መከራ
VERSE 2
ካብ ሰልሚ መከራ ኢየሱስ ኣውጺኡና
በቲ ክቡር ደሙ ጌሩ ሓጺቡና
ዘይስገር ዝመስል ሓጹር ኣዝሊሉና
እንሆ’ካ ብደሙ ከቢርና ኣብ ሕቅፉ
ብስሙ(3) ብስሙ እወ ብፍቅሩ(2)
CHORUS
ብፍቕርኻ ኢና ንነብር ኣብ ሕቅፎኻ
ብፍቕርኻ ንመላለስ ብፍቅረካ
በኣኽናፍ ፍርቕኻ ኢና ንሰግሮ
ኣጻምእ ምድረበዳ
ብምጽንናዕካ ኢና ንጸሮ
ምረት ሕሰም መከራ
VERSE 3
ነመስግን ነዕልል ኣፍና’ውን ንከፍት
ወዕለቱ ዘኪርና ንክብሩ ክንምስክር
ኣብ ሎሚ ኮይና ንጽባሕ ነመስግን
ከመይ’ሲ እንሆ ኢየሱስ ቀቅድመይ ይሓልፍ
ይመርሕ ቀቅድሜና ይሓልፍ እወ ይመርሕ (2)
CHORUS
ብፍቕርኻ ኢና ንነብር ኣብ ሕቅፎኻ
ብፍቕርኻ ንመላለስ ብፍቅረካ
በኣኽናፍ ፍርቕኻ ኢና ንሰግሮ
ኣጻምእ ምድረበዳ
ብምጽንናዕካ ኢና ንጸሮ
ምረት ሕሰም መከራ
VERSE 4
ኣብቲ ሕውስዋስ ሂወት ዘለዎ
ጸራውን መጸብሓ'ውን ዝርከቦ
ማዕበል ንፋሳት ሕብረት ዝዘርጎ
ጉዕዞና ግን(3) ፍቅርካ’ዩ ዝመርሖ
CHORUS
ብፍቕርኻ ኢና ንነብር ኣብ ሕቅፎኻ
ብፍቕርኻ ንመላለስ ብፍቅረካ
በኣኽናፍ ፍርቕኻ ኢና ንሰግሮ
ኣጻምእ ምድረበዳ
ብምጽንናዕካ ኢና ንጸሮ
ምረት ሕሰም መከራ

