VERSE 1
ንዓይኒ ዘፍርሕ ነእምሮ ዘጨንቅ
ዘይሓልፍ ዝመስል አረ ዘይውዳእ
ናይ ዓለም መከራ ግን ኩሉ በኒኑ
እንሆ’ካ ተሰጋጊርና ሓሊፍና
ብፍቅሩ(3) ብፍቅርካ ኢየሱስ(2)