ኣደ መንእሰያት
Lyrics
ኦማርያም ኣዴና ኦንጽሕቲ ድንግል
መርሖ ናይ ድሕነትና ኦድምቅቲ ቀንዴል
ንዒ ቁሊሕ በሊ ነዚ ክፉእ ዘመን
ከተማልድልና ናባኺ ንምሕጸን
ናባና ጠምቲ ኦርሕርሕቲ ኣዴና
ካብ ፍረ ማህጸንኪ ሕጂ ለምንልና
ክትልምንልና ካብ’ቲ ልዑል ጎይታ ወድኺ
ከምተውህብና ኣሚንና ንልምን ንዓኺ
ኣማልድልና ግዕዞና ክንዛዝም ብዓወት
ብዘይጥርጥር ክንረክብ ናይ ዘልኣለም ሂወት
ኣዴና እንዲኺ ኣደ መንእሰያት
ጠበቃ ማሕበርና ጥዕምቲ ማይሂወት
ሕጂ’ውን ሓደራ ኦጥዕምቲ ኣዴና
ሓድሕዳዊ ፍቕሪ ስኒት ኣውርድልና
ናባኺ ንምሕጸን ወትሩ ክትልምኒ
ስሌና ደቅኺ ስለ ሰላም ፍቅሪ
ክትልምንልና ካብ’ቲ ልዑል ጎይታ ወድኺ
ከምተውህብና ኣሚንና ንልምን ንዓኺ
ኣማልድልና ግዕዞና ክንዛዝም ብዓወት
ብዘይጥርጥር ክንረክብ ናይ ዘልኣለም ሂወት
ኣባኺ ዝትስፎ ዝሓፈረ የለን
ኣማላድነትኪ ብሓቂ ንኣምን
ስለዚ ድማ ኢና ኣዴና ንብለኪ
ኣደ የሱስ ህጻን ኣደ መድሕናኢኺ
ስሌና ትነብዒ ኣብ ግዜ ሽግርና
ለሚንኪ ተውህቢ ኩሉ ዘድልየና
ክትልምንልና ካብ’ቲ ልዑል ጎይታ ወድኺ
ከምተውህብና ኣሚንና ንልምን ንዓኺ
ኣማልድልና ግዕዞና ክንዛዝም ብዓወት
ብዘይጥርጥር ክንረክብ ናይ ዘልኣለም ሂወት
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣደ መንእሰያት
Ade meneseyat
VERSE 1
ኦማርያም ኣዴና ኦንጽሕቲ ድንግል
መርሖ ናይ ድሕነትና ኦድምቅቲ ቀንዴል
ንዒ ቁሊሕ በሊ ነዚ ክፉእ ዘመን
ከተማልድልና ናባኺ ንምሕጸን
ናባና ጠምቲ ኦርሕርሕቲ ኣዴና
ካብ ፍረ ማህጸንኪ ሕጂ ለምንልና
CHORUS
ክትልምንልና ካብ’ቲ ልዑል ጎይታ ወድኺ
ከምተውህብና ኣሚንና ንልምን ንዓኺ
ኣማልድልና ግዕዞና ክንዛዝም ብዓወት
ብዘይጥርጥር ክንረክብ ናይ ዘልኣለም ሂወት
VERSE 2
ኣዴና እንዲኺ ኣደ መንእሰያት
ጠበቃ ማሕበርና ጥዕምቲ ማይሂወት
ሕጂ’ውን ሓደራ ኦጥዕምቲ ኣዴና
ሓድሕዳዊ ፍቕሪ ስኒት ኣውርድልና
ናባኺ ንምሕጸን ወትሩ ክትልምኒ
ስሌና ደቅኺ ስለ ሰላም ፍቅሪ
CHORUS
ክትልምንልና ካብ’ቲ ልዑል ጎይታ ወድኺ
ከምተውህብና ኣሚንና ንልምን ንዓኺ
ኣማልድልና ግዕዞና ክንዛዝም ብዓወት
ብዘይጥርጥር ክንረክብ ናይ ዘልኣለም ሂወት
VERSE 3
ኣባኺ ዝትስፎ ዝሓፈረ የለን
ኣማላድነትኪ ብሓቂ ንኣምን
ስለዚ ድማ ኢና ኣዴና ንብለኪ
ኣደ የሱስ ህጻን ኣደ መድሕናኢኺ
ስሌና ትነብዒ ኣብ ግዜ ሽግርና
ለሚንኪ ተውህቢ ኩሉ ዘድልየና
CHORUS
ክትልምንልና ካብ’ቲ ልዑል ጎይታ ወድኺ
ከምተውህብና ኣሚንና ንልምን ንዓኺ
ኣማልድልና ግዕዞና ክንዛዝም ብዓወት
ብዘይጥርጥር ክንረክብ ናይ ዘልኣለም ሂወት

