VERSE 1
ኦማርያም ኣዴና ኦንጽሕቲ ድንግል
መርሖ ናይ ድሕነትና ኦድምቅቲ ቀንዴል
ንዒ ቁሊሕ በሊ ነዚ ክፉእ ዘመን
ከተማልድልና ናባኺ ንምሕጸን
ናባና ጠምቲ ኦርሕርሕቲ ኣዴና
ካብ ፍረ ማህጸንኪ ሕጂ ለምንልና