ኣብ ጉዕዞና
Lyrics
ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ቅድሚ ኩሉ ሰብን
ነቢይ ዝነበረ ብግብርን ብቓልን
ንሞት ዝተዋህበ ብዓበይትን ካህናትን
ንኢየሱስ ናዝራዊ ጌርና ኣርእስትና
መንገዲ ኤማሁስ ንጐዓዝ ነበርና
በቲ ዝኾነ ኹሉ እናተዘራረብና።
ኣብ ጉዕዞና ኣይሓደገናን
ምሳና ኾይኑ ኣሰንዩና
ንልብና ብፍቕሩ እናንደዶ
ኤቨን ኤዘር ኮይኑ ኣብዚ ኣብጺሑና (2) ኤቨን ኤዘር
ኣንፈትና ነጸብቕ ንዝበለጸ ጉዕዞ
ፍታወይዩ ኢሉ ኢየሱስ ዝሕዘዞ
ቦታ በረኸትና ኢየሩሳሌም ካብ ኮነት
እኔና ንጐዓዝ ንሱ ናብ ዝበሎ
ሓይሊ ንኽንለብስ ነቲ ዝስዕብ ዕዮ
ነቲ ዓቢ ስሙ ንዓለም ከነውርዮ።
ኣብ ጉዕዞና ኣይሓደገናን
ምሳና ኾይኑ ኣሰንዩና
ንልብና ብፍቕሩ እናንደዶ
ኤቨን ኤዘር ኮይኑ ኣብዚ ኣብጺሑና (2) ኤቨን ኤዘር
ተንሲኡ'ዩ ንሱ ወጺኡ ካብ መቓብር
ብዛዕባ ዓወቱ እኔና ንምስክር
እወ ተንሲኡ'ዩ ተንሲኡ ብሓቂ
ኣብ መንጎ ኣምላኽን ሰብን ኮይኑ ዓራቒ
ንኃጢኣት ኣርሒቑ ኣምጺኡ'ዩ ጽድቂ (2)።
ኣብ ጉዕዞና ኣይሓደገናን
ምሳና ኾይኑ ኣሰንዩና
ንልብና ብፍቕሩ እናንደዶ
ኤቨን ኤዘር ኮይኑ ኣብዚ ኣብጺሑና (2) ኤቨን ኤዘር
ኣብ ተስፋ ምቑራጽና ኣጆኹም ዝበለና
ብምግላጽ ናይ ቃሉ ዘንደደ ልብና
ክንድይብ ዓቐበት ክንወርድ ቁልቁለት
ንዝሓገረና ብጽሓና ናብ ዓወት
ብምሉእ ልብና ሎሚ ነመስግኖ (2)።
ኣብ ጉዕዞና ኣይሓደገናን
ምሳና ኾይኑ ኣሰንዩና
ንልብና ብፍቕሩ እናንደዶ
ኤቨን ኤዘር ኮይኑ ኣብዚ ኣብጺሑና (2) ኤቨን ኤዘር
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣብ ጉዕዞና
Ab guezona
VERSE 1
ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ቅድሚ ኩሉ ሰብን
ነቢይ ዝነበረ ብግብርን ብቓልን
ንሞት ዝተዋህበ ብዓበይትን ካህናትን
ንኢየሱስ ናዝራዊ ጌርና ኣርእስትና
መንገዲ ኤማሁስ ንጐዓዝ ነበርና
በቲ ዝኾነ ኹሉ እናተዘራረብና።
CHORUS
ኣብ ጉዕዞና ኣይሓደገናን
ምሳና ኾይኑ ኣሰንዩና
ንልብና ብፍቕሩ እናንደዶ
ኤቨን ኤዘር ኮይኑ ኣብዚ ኣብጺሑና (2) ኤቨን ኤዘር
VERSE 2
ኣንፈትና ነጸብቕ ንዝበለጸ ጉዕዞ
ፍታወይዩ ኢሉ ኢየሱስ ዝሕዘዞ
ቦታ በረኸትና ኢየሩሳሌም ካብ ኮነት
እኔና ንጐዓዝ ንሱ ናብ ዝበሎ
ሓይሊ ንኽንለብስ ነቲ ዝስዕብ ዕዮ
ነቲ ዓቢ ስሙ ንዓለም ከነውርዮ።
CHORUS
ኣብ ጉዕዞና ኣይሓደገናን
ምሳና ኾይኑ ኣሰንዩና
ንልብና ብፍቕሩ እናንደዶ
ኤቨን ኤዘር ኮይኑ ኣብዚ ኣብጺሑና (2) ኤቨን ኤዘር
VERSE 3
ተንሲኡ'ዩ ንሱ ወጺኡ ካብ መቓብር
ብዛዕባ ዓወቱ እኔና ንምስክር
እወ ተንሲኡ'ዩ ተንሲኡ ብሓቂ
ኣብ መንጎ ኣምላኽን ሰብን ኮይኑ ዓራቒ
ንኃጢኣት ኣርሒቑ ኣምጺኡ'ዩ ጽድቂ (2)።
CHORUS
ኣብ ጉዕዞና ኣይሓደገናን
ምሳና ኾይኑ ኣሰንዩና
ንልብና ብፍቕሩ እናንደዶ
ኤቨን ኤዘር ኮይኑ ኣብዚ ኣብጺሑና (2) ኤቨን ኤዘር
VERSE 4
ኣብ ተስፋ ምቑራጽና ኣጆኹም ዝበለና
ብምግላጽ ናይ ቃሉ ዘንደደ ልብና
ክንድይብ ዓቐበት ክንወርድ ቁልቁለት
ንዝሓገረና ብጽሓና ናብ ዓወት
ብምሉእ ልብና ሎሚ ነመስግኖ (2)።
CHORUS
ኣብ ጉዕዞና ኣይሓደገናን
ምሳና ኾይኑ ኣሰንዩና
ንልብና ብፍቕሩ እናንደዶ
ኤቨን ኤዘር ኮይኑ ኣብዚ ኣብጺሑና (2) ኤቨን ኤዘር