Loading Projector Mode…
VERSE 1
ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ቅድሚ ኩሉ ሰብን
ነቢይ ዝነበረ ብግብርን ብቓልን
ንሞት ዝተዋህበ ብዓበይትን ካህናትን
ንኢየሱስ ናዝራዊ ጌርና ኣርእስትና
መንገዲ ኤማሁስ ንጐዓዝ ነበርና
በቲ ዝኾነ ኹሉ እናተዘራረብና።