ውዕለትካ ከስተንትን
Lyrics
ውዕለትካኣ ከስተንትን ስቓይካ ይዝክር
ኣብ ፍቕርኻ ይጥሕል(2)
ንኻዕቦ ሓጢኣተይ እውን ዝጾርካ
ኣምላኸይ እንዲኻ
እውን ንድሕነት ዉሉድካ ፍጹም ዘይትታኸስ ፍጡን ኢዩ ረዲኤትካ ካብ በርቂ ይቕልጥፍ
እቲ ፍቕርኻ እቲ ሓልዮትካ
መዘና የብሉን ጎይታየ ፍሉይ ኢኻ(2)
መግለጺ የብሉን እቲ ፍቕርኻ
ዓቐን ሳህልኻ ብዝሒ ምሕረትካ
ዝስእኖ ነገር የለን ካባኻ
ኣብ ዝኸድክዎ ቀቅድመይ ኢኻ
ስለዚ ድማ ይምካሕ ብኣኻ
ሓሳብካ ሰናይ ኢዩ ንዓይ ንባርያኻ ዘይትልወጥ ዘይትቕየር ሕያው ኢኻ
እምብርከኽ እሰግድ ንኽብርኻ
ባብ ድሕነተይ ዘርሓኻ ንስኻ እንዲኻ እምብርከኽ እሰግድ ንኽብርኻ
ንድሕነተይ መግረፍቲ ስቓይ ዝመረጽካ ኣነስ ከመስግን ኢየ (2) ንኽብሪ ውዕለትካ
ናይ ምሕረት ኣምላኽ ድሕነተይ እንዲኻ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ውዕለትካ ከስተንትን
Woletka kestentin
VERSE 1
ውዕለትካኣ ከስተንትን ስቓይካ ይዝክር
ኣብ ፍቕርኻ ይጥሕል(2)
ንኻዕቦ ሓጢኣተይ እውን ዝጾርካ
ኣምላኸይ እንዲኻ
እውን ንድሕነት ዉሉድካ ፍጹም ዘይትታኸስ ፍጡን ኢዩ ረዲኤትካ ካብ በርቂ ይቕልጥፍ
እቲ ፍቕርኻ እቲ ሓልዮትካ
መዘና የብሉን ጎይታየ ፍሉይ ኢኻ(2)
VERSE 2
መግለጺ የብሉን እቲ ፍቕርኻ
ዓቐን ሳህልኻ ብዝሒ ምሕረትካ
ዝስእኖ ነገር የለን ካባኻ
ኣብ ዝኸድክዎ ቀቅድመይ ኢኻ
ስለዚ ድማ ይምካሕ ብኣኻ
ሓሳብካ ሰናይ ኢዩ ንዓይ ንባርያኻ ዘይትልወጥ ዘይትቕየር ሕያው ኢኻ
VERSE 3
እምብርከኽ እሰግድ ንኽብርኻ
ባብ ድሕነተይ ዘርሓኻ ንስኻ እንዲኻ እምብርከኽ እሰግድ ንኽብርኻ
ንድሕነተይ መግረፍቲ ስቓይ ዝመረጽካ ኣነስ ከመስግን ኢየ (2) ንኽብሪ ውዕለትካ
ናይ ምሕረት ኣምላኽ ድሕነተይ እንዲኻ