Loading Projector Mode…
VERSE 1
ውዕለትካኣ ከስተንትን ስቓይካ ይዝክር
ኣብ ፍቕርኻ ይጥሕል(2)
ንኻዕቦ ሓጢኣተይ እውን ዝጾርካ
ኣምላኸይ እንዲኻ
እውን ንድሕነት ዉሉድካ ፍጹም ዘይትታኸስ ፍጡን ኢዩ ረዲኤትካ ካብ በርቂ ይቕልጥፍ
እቲ ፍቕርኻ እቲ ሓልዮትካ
መዘና የብሉን ጎይታየ ፍሉይ ኢኻ(2)