ተመለስ ይኣኽለካ
Lyrics
ሓጥያትካ ንድሕሪት ደርቢኻ
ናብ እግዚኣብሄር ተመለስ
ኣብ ቅድሚኡ ጸሊ፣
ካብ ምብዳሉ ከኣ ተቖጠብ
ንሱ ካብ ጸልማት ኣውጺኡ
ናብ ናይ ሂወት ብርሃን ክመርሓካ’ዩ
ካብ ሓጥያት ረሓቕ፣
ናብቲ ኣዚዩ ልዑል ዝኾነ ኣምላኽካ ድማ
ተመለስ።
ኦ መንእሰይ ክርስትያን ተመለስ ይኣኽለካ
ፍርዲ ክኸውን'ዩ ጸብጻብ ክትህብ ኢኻ (2)
በብግዚኡ ዝለዋወጥ ኩሉ ጥዒምካዮ (2)
ብደስታ ብታሕጓስ ግዜኻ ኣጥፊእካዮ (2)
ተመለስ (3) ይኣኽለካ ተመለስ (2)
ኦ መንእሰይ ክርስትያን ተመለስ ይኣኽለካ
ፍርዲ ክኸውን'ዩ ጸብጻብ ክትህብ ኢኻ (2)
እቲ ሃብቲ ናተይ ኢልካ ትኣምነሉ (2)
ገንዘብ ክዳን ኢልካ ኩሉ ወሲንካሉ (2)
ተመለስ (3) ይኣኽለካ ተመለስ (2)
ኦ መንእሰይ ክርስትያን ተመለስ ይኣኽለካ
ፍርዲ ክኸውን'ዩ ጸብጻብ ክትህብ ኢኻ (2)
ዝበለጸ ክዳን እናተኸደንካ (2)
ኣዘራርባኻ ቅጥዒ ከይገበርካ (2)
ተመለስ (3) ይኣኽለካ ተመለስ (2)
ኦ መንእሰይ ክርስትያን ተመለስ ይኣኽለካ
ፍርዲ ክኸውን'ዩ ጸብጻብ ክትህብ ኢኻ (2)
ግዜ ከም ዝኸይድ ፍጹም ከይሓሰብካ (2)
ጉብዝናን ሰሓቕን ጥራይ ዓጂቡካ (2)
ተመለስ (3) ይኣኽለካ ተመለስ (2)
ኦ መንእሰይ ክርስትያን ተመለስ ይኣኽለካ
ፍርዲ ክኸውን'ዩ ጸብጻብ ክትህብ ኢኻ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ተመለስ ይኣኽለካ
Temeles yakleka
BRIDGE
ሓጥያትካ ንድሕሪት ደርቢኻ
ናብ እግዚኣብሄር ተመለስ
ኣብ ቅድሚኡ ጸሊ፣
ካብ ምብዳሉ ከኣ ተቖጠብ
ንሱ ካብ ጸልማት ኣውጺኡ
ናብ ናይ ሂወት ብርሃን ክመርሓካ’ዩ
ካብ ሓጥያት ረሓቕ፣
ናብቲ ኣዚዩ ልዑል ዝኾነ ኣምላኽካ ድማ
ተመለስ።
CHORUS
ኦ መንእሰይ ክርስትያን ተመለስ ይኣኽለካ
ፍርዲ ክኸውን'ዩ ጸብጻብ ክትህብ ኢኻ (2)
VERSE 2
በብግዚኡ ዝለዋወጥ ኩሉ ጥዒምካዮ (2)
ብደስታ ብታሕጓስ ግዜኻ ኣጥፊእካዮ (2)
ተመለስ (3) ይኣኽለካ ተመለስ (2)
CHORUS
ኦ መንእሰይ ክርስትያን ተመለስ ይኣኽለካ
ፍርዲ ክኸውን'ዩ ጸብጻብ ክትህብ ኢኻ (2)
VERSE 3
እቲ ሃብቲ ናተይ ኢልካ ትኣምነሉ (2)
ገንዘብ ክዳን ኢልካ ኩሉ ወሲንካሉ (2)
ተመለስ (3) ይኣኽለካ ተመለስ (2)
CHORUS
ኦ መንእሰይ ክርስትያን ተመለስ ይኣኽለካ
ፍርዲ ክኸውን'ዩ ጸብጻብ ክትህብ ኢኻ (2)
VERSE 4
ዝበለጸ ክዳን እናተኸደንካ (2)
ኣዘራርባኻ ቅጥዒ ከይገበርካ (2)
ተመለስ (3) ይኣኽለካ ተመለስ (2)
CHORUS
ኦ መንእሰይ ክርስትያን ተመለስ ይኣኽለካ
ፍርዲ ክኸውን'ዩ ጸብጻብ ክትህብ ኢኻ (2)
VERSE 5
ግዜ ከም ዝኸይድ ፍጹም ከይሓሰብካ (2)
ጉብዝናን ሰሓቕን ጥራይ ዓጂቡካ (2)
ተመለስ (3) ይኣኽለካ ተመለስ (2)
CHORUS
ኦ መንእሰይ ክርስትያን ተመለስ ይኣኽለካ
ፍርዲ ክኸውን'ዩ ጸብጻብ ክትህብ ኢኻ (2)