Loading Projector Mode…
BRIDGE
ሓጥያትካ ንድሕሪት ደርቢኻ
ናብ እግዚኣብሄር ተመለስ
ኣብ ቅድሚኡ ጸሊ፣
ካብ ምብዳሉ ከኣ ተቖጠብ
ንሱ ካብ ጸልማት ኣውጺኡ
ናብ ናይ ሂወት ብርሃን ክመርሓካ’ዩ
ካብ ሓጥያት ረሓቕ፣
ናብቲ ኣዚዩ ልዑል ዝኾነ ኣምላኽካ ድማ
ተመለስ።