ኦ ልዑል ከኣሊ ኩሉ
Lyrics
ብርሃን ዝሃበና ብሕልፊ ብጸሓይ
ብኽዋኽብቲን እተን ድሙቃትን
ብውርሒ እውን እታ ምልክዕትን
በዛ ዕንባባ ሳዕርን እተፍሪ መሬት
በዞም ኩሎም ኣሕዋትን ዘበስሩ ኣሰርካ
ውዱስ ኩን ኢኻ ውዱስ ኩን ጐይታ።
ኦ ልዑል ከሊ ኩሉ ጥዑም ጐይታ
ክብርን ምስጋናን ውዳሴን ይግብኣካ
ንጐይታ ውድስዎ ኣመስግንዎ
ብዓቢ ትሕትና'ውን ኣገልግልዎ።
ብጥዑም ንፋሳት ሓጋይን ክረምትን
ቦታ ጽርይቲ እታማይ ጥዕምትን
ግዩጽን ምውቑን እንስሕነሉ ሓውን
በዚ ድማዕካ ኩሉ ሕይወት እትህቦም
ብኹሎም ፍጡራትካ ስራሓት ናይ ኢድካ
ውዱስ ኩን ኢኻ ውዱስ ኩን ጐይታ።
ኦ ልዑል ከሊ ኩሉ ጥዑም ጐይታ
ክብርን ምስጋናን ውዳሴን ይግብኣካ
ንጐይታ ውድስዎ ኣመስግንዎ
ብዓቢ ትሕትና'ውን ኣገልግልዎ።
እቶም ብሓጢኣት ዝሞቱ ውይልኦም
ብፍቕርካ ግን ዝምሕሩ መከራ'ውን ዝጾሩ
እቶም እተቀደሰ ፍቓድካ ዝፍጽሙ
ኣኽሊል ደፊኦም ብኣኻ ግርማ ለቢሶም
ነዚኣቶም ጐይታ ብጽዕና ዘውረስካዮም
ምስጉን ኩን ኢኻ ምስጉን ኩን ጐይታ።
ኦ ልዑል ከሊ ኩሉ ጥዑም ጐይታ
ክብርን ምስጋናን ውዳሴን ይግብኣካ
ንጐይታ ውድስዎ ኣመስግንዎ
ብዓቢ ትሕትና'ውን ኣገልግልዎ።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኦ ልዑል ከኣሊ ኩሉ
O lul keali kulu
VERSE 1
ብርሃን ዝሃበና ብሕልፊ ብጸሓይ
ብኽዋኽብቲን እተን ድሙቃትን
ብውርሒ እውን እታ ምልክዕትን
በዛ ዕንባባ ሳዕርን እተፍሪ መሬት
በዞም ኩሎም ኣሕዋትን ዘበስሩ ኣሰርካ
ውዱስ ኩን ኢኻ ውዱስ ኩን ጐይታ።
CHORUS
ኦ ልዑል ከሊ ኩሉ ጥዑም ጐይታ
ክብርን ምስጋናን ውዳሴን ይግብኣካ
ንጐይታ ውድስዎ ኣመስግንዎ
ብዓቢ ትሕትና'ውን ኣገልግልዎ።
VERSE 2
ብጥዑም ንፋሳት ሓጋይን ክረምትን
ቦታ ጽርይቲ እታማይ ጥዕምትን
ግዩጽን ምውቑን እንስሕነሉ ሓውን
በዚ ድማዕካ ኩሉ ሕይወት እትህቦም
ብኹሎም ፍጡራትካ ስራሓት ናይ ኢድካ
ውዱስ ኩን ኢኻ ውዱስ ኩን ጐይታ።
CHORUS
ኦ ልዑል ከሊ ኩሉ ጥዑም ጐይታ
ክብርን ምስጋናን ውዳሴን ይግብኣካ
ንጐይታ ውድስዎ ኣመስግንዎ
ብዓቢ ትሕትና'ውን ኣገልግልዎ።
VERSE 3
እቶም ብሓጢኣት ዝሞቱ ውይልኦም
ብፍቕርካ ግን ዝምሕሩ መከራ'ውን ዝጾሩ
እቶም እተቀደሰ ፍቓድካ ዝፍጽሙ
ኣኽሊል ደፊኦም ብኣኻ ግርማ ለቢሶም
ነዚኣቶም ጐይታ ብጽዕና ዘውረስካዮም
ምስጉን ኩን ኢኻ ምስጉን ኩን ጐይታ።
CHORUS
ኦ ልዑል ከሊ ኩሉ ጥዑም ጐይታ
ክብርን ምስጋናን ውዳሴን ይግብኣካ
ንጐይታ ውድስዎ ኣመስግንዎ
ብዓቢ ትሕትና'ውን ኣገልግልዎ።

