VERSE 1
ብርሃን ዝሃበና ብሕልፊ ብጸሓይ
ብኽዋኽብቲን እተን ድሙቃትን
ብውርሒ እውን እታ ምልክዕትን
በዛ ዕንባባ ሳዕርን እተፍሪ መሬት
በዞም ኩሎም ኣሕዋትን ዘበስሩ ኣሰርካ
ውዱስ ኩን ኢኻ ውዱስ ኩን ጐይታ።