ዘቕርበልካ መዝሙረይ
Lyrics
ንስምካ ክዝምር ክብርኻ ክዕልል
ኣብ ሰማይ ምሳኻ ጎይታይ ክነብር (2*)
ዝህበካ ምስጋይ ኣይወዳአኩዎን
ጀሚረዮ እምበር ኣይዛዘምክዎን
ዘዕርገልካ ኣምልኾይ ኣይወዳአኩዎን
ጀሚረዮ እምበር ኣይዛዘምክዎን
ዘቕርበልካ መዝሙረይ ኣይወዳአኩዎን
ጀሚረዮ እምበር ኣይዛዘምክዎን
መንፈስካ ክፈስስ ነፍሰይ ውን ክትመልእ
ናይ ግሽነት ሕይወተይ ፡ ብመንፈስካ ክሕደስ (2*)
ዝህበካ ምስጋይ ኣይወዳአኩዎን
ጀሚረዮ እምበር ኣይዛዘምክዎን
ዘዕርገልካ ኣምልኾይ ኣይወዳአኩዎን
ጀሚረዮ እምበር ኣይዛዘምክዎን
ዘቕርበልካ መዝሙረይ ኣይወዳአኩዎን
ጀሚረዮ እምበር ኣይዛዘምክዎን
ቤትካ እመላለስ ሓጢኣተይ ክኽሕስ
ንዘልኣለም ከዕርፍ ኣብ ቅዱሳት ኣእዳውካ
ንዘልኣለም ከዕርፍ ኣብ ቅዱስ መቕደስካ
ዝህበካ ምስጋይ ኣይወዳአኩዎን
ጀሚረዮ እምበር ኣይዛዘምክዎን
ዘዕርገልካ ኣምልኾይ ኣይወዳአኩዎን
ጀሚረዮ እምበር ኣይዛዘምክዎን
ዘቕርበልካ መዝሙረይ ኣይወዳአኩዎን
ጀሚረዮ እምበር ኣይዛዘምክዎን
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ዘቕርበልካ መዝሙረይ
Zeqrbelaka mezmurey
VERSE 1
ንስምካ ክዝምር ክብርኻ ክዕልል
ኣብ ሰማይ ምሳኻ ጎይታይ ክነብር (2*)
CHORUS
ዝህበካ ምስጋይ ኣይወዳአኩዎን
ጀሚረዮ እምበር ኣይዛዘምክዎን
ዘዕርገልካ ኣምልኾይ ኣይወዳአኩዎን
ጀሚረዮ እምበር ኣይዛዘምክዎን
ዘቕርበልካ መዝሙረይ ኣይወዳአኩዎን
ጀሚረዮ እምበር ኣይዛዘምክዎን
VERSE 2
መንፈስካ ክፈስስ ነፍሰይ ውን ክትመልእ
ናይ ግሽነት ሕይወተይ ፡ ብመንፈስካ ክሕደስ (2*)
CHORUS
ዝህበካ ምስጋይ ኣይወዳአኩዎን
ጀሚረዮ እምበር ኣይዛዘምክዎን
ዘዕርገልካ ኣምልኾይ ኣይወዳአኩዎን
ጀሚረዮ እምበር ኣይዛዘምክዎን
ዘቕርበልካ መዝሙረይ ኣይወዳአኩዎን
ጀሚረዮ እምበር ኣይዛዘምክዎን
VERSE 3
ቤትካ እመላለስ ሓጢኣተይ ክኽሕስ
ንዘልኣለም ከዕርፍ ኣብ ቅዱሳት ኣእዳውካ
ንዘልኣለም ከዕርፍ ኣብ ቅዱስ መቕደስካ
NEW SECTION
ዝህበካ ምስጋይ ኣይወዳአኩዎን
ጀሚረዮ እምበር ኣይዛዘምክዎን
ዘዕርገልካ ኣምልኾይ ኣይወዳአኩዎን
ጀሚረዮ እምበር ኣይዛዘምክዎን
ዘቕርበልካ መዝሙረይ ኣይወዳአኩዎን
ጀሚረዮ እምበር ኣይዛዘምክዎን