ውሽጣዊ ሰላም
Lyrics
ኣምላክ የለን ክብል ብልበይ ክርበሽ
ሓጥያት ከብዱኒ ንድሕሪት ክጉተት (2)
ንስካ ግን ኣምላከይ ረዳኢ ድኩማት
ኣድሕነኒ ካብቲ ናይ መንፈስ ጭንቀት(2)
ውሽጣዊ ሰላም
ናይ መንፈስ ዕረፍቲ
ዘይጠፍእ ብርሃን
ምሳካ ዩ ዘሎ ኦ ኣምላክ ሰማያት
ምሳካ ዩ ዘሎ ኦ ንጉስ ነገስታት
ሃሌሉያ (4)
መንፈሰይ ክጭነቕ ሰላም ውን ሲኢነ
ላዕልን ታሕትን ክብል ዕረፍቲ ሲኢነ (2)
ኣይርከብን ኢየሱስ ከማካ ዘበለ
ፈቲሕካዮ ኢካ ጸገመይ ዘበለ (2)
ውሽጣዊ ሰላም
ናይ መንፈስ ዕረፍቲ
ዘይጠፍእ ብርሃን
ምሳካ ዩ ዘሎ ኦ ኣምላክ ሰማያት
ምሳካ ዩ ዘሎ ኦ ንጉስ ነገስታት
ሃሌሉያ (4)
ንስካ ካብ ኮንካ እቲ እሙን መድሕነይ
የሱሰይ ካብ ኮንካ ንዓይ ረድኤተይ /2/
ንዓይሲ ከማካ መን ኣሎኒ
ሎምስ ክስዕበካ ምሳካ እሕሸኒ (2)
ውሽጣዊ ሰላም
ናይ መንፈስ ዕረፍቲ
ዘይጠፍእ ብርሃን
ምሳካ ዩ ዘሎ ኦ ኣምላክ ሰማያት
ምሳካ ዩ ዘሎ ኦ ንጉስ ነገስታት
ዘሕለፍክዎ ሕማቅ ብጽቡቕ ኪሒሰ
በቲ ሰናይ ቆፎይ መሊአ /2/
ንሰመያዊ ሃብቲ መንገደይ ኣጣጢሐ
ሰመያዊ ሰላም ብሓጎስ ክጽበ (2)
ውሽጣዊ ሰላም
ናይ መንፈስ ዕረፍቲ
ዘይጠፍእ ብርሃን
ምሳካ ዩ ዘሎ ኦ ኣምላክ ሰማያት
ምሳካ ዩ ዘሎ ኦ ንጉስ ነገስታት
ሃሌሉያ (4)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ውሽጣዊ ሰላም
Wshtawi Selam
VERSE 1
ኣምላክ የለን ክብል ብልበይ ክርበሽ
ሓጥያት ከብዱኒ ንድሕሪት ክጉተት (2)
ንስካ ግን ኣምላከይ ረዳኢ ድኩማት
ኣድሕነኒ ካብቲ ናይ መንፈስ ጭንቀት(2)
CHORUS
ውሽጣዊ ሰላም
ናይ መንፈስ ዕረፍቲ
ዘይጠፍእ ብርሃን
ምሳካ ዩ ዘሎ ኦ ኣምላክ ሰማያት
ምሳካ ዩ ዘሎ ኦ ንጉስ ነገስታት
ሃሌሉያ (4)
VERSE 2
መንፈሰይ ክጭነቕ ሰላም ውን ሲኢነ
ላዕልን ታሕትን ክብል ዕረፍቲ ሲኢነ (2)
ኣይርከብን ኢየሱስ ከማካ ዘበለ
ፈቲሕካዮ ኢካ ጸገመይ ዘበለ (2)
CHORUS
ውሽጣዊ ሰላም
ናይ መንፈስ ዕረፍቲ
ዘይጠፍእ ብርሃን
ምሳካ ዩ ዘሎ ኦ ኣምላክ ሰማያት
ምሳካ ዩ ዘሎ ኦ ንጉስ ነገስታት
ሃሌሉያ (4)
VERSE 3
ንስካ ካብ ኮንካ እቲ እሙን መድሕነይ
የሱሰይ ካብ ኮንካ ንዓይ ረድኤተይ /2/
ንዓይሲ ከማካ መን ኣሎኒ
ሎምስ ክስዕበካ ምሳካ እሕሸኒ (2)
VERSE 4
ውሽጣዊ ሰላም
ናይ መንፈስ ዕረፍቲ
ዘይጠፍእ ብርሃን
ምሳካ ዩ ዘሎ ኦ ኣምላክ ሰማያት
ምሳካ ዩ ዘሎ ኦ ንጉስ ነገስታት
CHORUS
ዘሕለፍክዎ ሕማቅ ብጽቡቕ ኪሒሰ
በቲ ሰናይ ቆፎይ መሊአ /2/
ንሰመያዊ ሃብቲ መንገደይ ኣጣጢሐ
ሰመያዊ ሰላም ብሓጎስ ክጽበ (2)
CHORUS
ውሽጣዊ ሰላም
ናይ መንፈስ ዕረፍቲ
ዘይጠፍእ ብርሃን
ምሳካ ዩ ዘሎ ኦ ኣምላክ ሰማያት
ምሳካ ዩ ዘሎ ኦ ንጉስ ነገስታት
ሃሌሉያ (4)